ድሕንነቱ ዝተሓለወ ትራንስፖርት ነፈርቲ ንክህሉ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ክንሰርሕ ኢና-ኣለሙ ስሜ(ዲ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ድሕንነቱ ዝተሓለወ ትራንስፖርት ነፈርቲ ንክህሉ ምት ዓለም ለኸ ትካላት ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዲ/ር) ገሊፆም።
መበል 80 ዓመት በዓል ምስረታ ዓለም ለኸ ትካል ስቪል ኣቬሽንን በዓል መዚ ስቪል…