ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓሳብ ኣልቦ ቃልሲ ፍረ ኣይብሉን -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ጠሚቱ ኣብ ዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ህንፀት ስርዓት ዴሜክራሲ ሰላም ኣዝዩ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም። ኲናት ብተግባር ንፈልጦ ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 180 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምእካብ ተኻኢሉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 180 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምእካብ ከምዝተኽኣለ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ዝተኻየደ ምትእትታው መመሓየሺ…
ቢዝነስ ኣብ ኣፍሪካ ግዙፍ መዕርፎ ነፈርቲ ንምህናፅ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ተገሊፁ Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ኣብ ኣፍሪካ ግዙፍ መዕርፎ ነፈርቲ ንምህናፅ ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ገሊፆም። እቲ ሓዱሽ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ዓመት ካብ 100 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2016 ዓ.ም 8.1 ዕብየት ከምዝተመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት መብርሂ ይህቡ ኣለዉ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2017 ዓ.ም ብኹሎም ዓውዲታት ጭቡጥ ለውጢ እነመዝግበሉ ዓመት ክኸውን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረብዎ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የድምፅ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ድጋፍ ሞሽን የድምፅ ኣሎ Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረብዎ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ የድምፅ ኣሎ። ዝርዝር እቲ ሞሽን ልዝብ ተገይሩሉ ንኽፀድቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ ከካይድ ኢዩ Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሑ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ክኸፈት ኢዩ Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሎባል ኢኒሼቲቭ ብኤሌክትሮኒክ ንግዲ(E- commerce) ስልጠና ንምሃብ ዘኽእሎ ግሎባል ኣካዳሚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝኸፍት ኣፍሊጡ። እቲ ኢኒሼቲቭ ምስ ማሕበር ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ቀጣና፣ ኣህጉርን ዓለም ለኸን ዘለዋ ግደ ዲፕሎማሲ ክብ ብምባል ብምትሕብባር ከምእትሰርሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፈሬዴሪኢ ጌዲኦን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር፥ ንሓለፍቲ ስራሕን ሰራሕተኛታትን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅሕተራታት ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕ ይግባእ-ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን Desta Oct 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጋጥሙ ፅሕተራታት ብሓፂሩ ንምቑፃይ ናይ ውሽጢ ፀገም ምፍታሕን ተሓባቢርካ ምስራሕን ከምዝግባእ ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬዲዋን ሑሴን ገሊፆም። ኣምባሳደር ሬድዋን ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ሃገር ብምርካብ ኣብ…