ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደረቕ ጓሓፍ ዝእከበሉ ቆሼ ንምልማዕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ Desta Dec 7, 2024 0 ኣዲስ አበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደረቕ ጓሓፍ ዝእከበሉ ብልሙድ “ቆሼ” እናተብሃለ ዝፅዋዕ ከባቢ ንምልማዕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኢትዮጵያ ሌሊሴ ነሜ፥ ስርዓት ሓለዋ ከባቢ ንምጥንኻር ምምሕዳር ኣወጋግዳ ጓሓፍ የድሊ ኢለን። ኣብ ከተማ…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ታሕሳስ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ወርሒ ሕዳር ብዝነበሮ ዋጋ ንክቕፅል ብመንግስቲ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዎ ዝምድናን ገሊፁ። መዐደልቲ ነዳዲን ኩባኒያታትን ዘይግቡእ መጠን ነዳዲ ካብ ምሓዝን ወሰኽ ዋጋ ምግባርን ብምቑጣብ እቲ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወይቦ ተዓዚቦም Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወይቦ ተዓዚቦም። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ኣብ ወረዳ ቦሎሶ ሶሬ ዝህነፅ ዘሎ እንትኸውን፥ ንወረዳታት ቦሎሶ ሶሬን ቦሎሶ ቦምቤን ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማራፂ ሰላም ምቕባል ፈላጥነት ኢዩ-ጃል ሰኚ ነጋሳ Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማራፂ ሰላም ምቕባል ፈላጥነት ከምዝኾነ ብምግንዛብ ኣብ ጫካ ዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ፃውዒት መንግስቲ ንክኽበሉ ነበር ላዕለዋይ ኣመራርሓ እቲ ሰራዊት ጃል ሰኚ ነጋሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ጃል ሰኚ ነጋሳ ልመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፌስቲቫል ፊልም ብሪክስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ መጀመሪ ፌስቲቫል ፊልም ብሪክስ ዝኾነ ፌስቲቫል ፊልምን ቴሌቪዥንን ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ። ጎፍ ኢንተርቴይመንት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን፣ ኤምባሲ ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ። መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞን ስምምዕነት ሰላም ብምኽታሞም ኣባላት እቲ ሰራዊት ናብ ካምፕ ምእታው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴክኒካል ኮሚቴ ትራንስፖርትን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ ትራንስፖርትን ኢነርጂን እዛ ኣህጉር ንምምሕያሽ ዝቐረቡ ዝተፈላለዩ ረቀቕ ስትራቴጂታት ኣፅዲቑ። እቲ ኮሚቴ መበል ሳልሳይ ኣኼባ ሚኒስትራት ብኢንተርኔት ኣካይዱ። ኣካቢ እቲ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‹‹ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ? Desta Dec 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2016 ዓመተ ምህረት ፍሪያት ስርናይ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ክሳብ ክንደየናይ ትፈልጡ? ንኡስ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት 3.6 ሚሊየን ሄክታር ብምሕራስ 123 ሚሊየን ኩንታል እንተፍሪዩ ብመስኖ ካብ ዝተሓረሰ 2.9 ሚሊየን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጣሊያን ልውውጥ ልምዲ ምርመራ ፎረንሲክ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ተዘቲዩ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኦግስቲኖ ፖሌሲ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያን ትካል ፖሊስ ጣሊያን ዝኾነ ካራቢነሪ ኮርፕስን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ምዕባለ ዝነኣድ ኢዩ- ፕሬዚዳንት ፑቲን Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ኢትዮጵያ ዘመዝገበቶ ምዕባለ ዝነኣድ ኢዩ ክብሉ ተዛሪቦም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መበል 15 ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣፍሪካን ሩሲያን ብዛዕባ ዘለወን ፅኑዕ ርክብ መብርሂ ሂቦም።…