ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፥ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝኽረ ዓወት ዓድዋ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኣዳራሽ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረብሄራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ናብ ልዕልና ዘሸጋግሩ ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናይ ምፍራይ ፃዕሪና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር ናብ ልዕልና ዘሸጋግሩ ተተካእቲ ኣመራርሓታት ናይ ምፍራይ ፃዕሪና ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ልዑል ጠመተ ተዋሂቡ- ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ልዑል ጠመተ ተዋሂቡ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ትግበራ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ቀፃሊ ዝህሊ ኣንፈታት ዝጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝትግበር ዘሎ ኩለ መዳይ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ዲፕሎማሲ ምንቕቓሕ ፈጢሩ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝትግበር ዘሎ ኩለ መዳይ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ ኢኮኖሚ ዲፕሎማሲ ምንቕቓሕ ከምዝፈጠረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ እዋናዊ፣ ከባቢያዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መሪሕ ያታ ኣብ ምስራፅ ጠመተ ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ-ኣይተ ኣደም ሃራህ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን መሪሕ ያታ ኣብ ምስራፅ ጠመተ ሂቡ ክሰርሕ ይግባእ ክብሉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። መርሃ ግብሪ መብሰሪን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምስራት ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ውፅኢት ኣተሓሳስባ ምድማር ኢዩ- ዲ/ን ዳንኤል ክብረት Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን ኮርፖሬትን ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ብምውሃድ ፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ኣ.ማ ምምስራት ውፅኢት ኣተሓሳስባ ምድማር ኢዩ ክብሉ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ገሊፆም። መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ህብረ-ብሄራዊ ሓድነት ዘንፀባርቕን ሓድነት ዝሃንፅን ክኸውን ኣለዎ-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ህብረ-ብሄራዊ ሓድነት ዘንፀባርቕን ሓድነት ዝሃንፅን ክኸውን ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ተዛሪቦም። መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ግራንድ ኤሊያና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብትሕዝቶታትና ሃገርን ትውልዲን ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና-ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትሕዝቶታትና ሃገርን ትውልዲን ንምህናፅ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣ.ማ ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም። መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን የማብሰሪያ እና ስራ ማስጀመሪያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ትካላት ምርምር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምውዳድ እንተሰሪሓ ሓበራዊ ረብሓ ኣለዉ-ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ትካላት ምርምር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ብምውዳድ አንተሰሪሓ ሓበራዊ ረብሓ ኣለዎ ክብሎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣይተ መላኩ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቸይ ሄይ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ይካየድ ኣሎ Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መብሰሪን መጀመሪ ስራሕን ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ሆቴል ኤሊያና ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም…