ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጅቡቲ 94 ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ኣቲዮም Desta Dec 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጅቡቲ 94 ኣብ ፀገም ዝነበሩ ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ትካል ኣይኦኤም ብምትሕብባር 94 ስሩዓት ዘይኮኑ ፍልሰተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ንክምለሱ ምግባሩ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ሕጋዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣጋይሽ ንምቕባል ምድላው ይገብራ ከምዘለዋ ተገሊፁ Desta Dec 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣጋይሽ ንምቕባል ምድላው ይገብራ ከምዘለዋ ማሕበር ሰብ ዋና ሆቴል ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን፥ እተን ሄቴላት ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዝምጥን እንግዶት ምግባር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሜሪ ጆይ ዘቲዮም Desta Dec 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መስራቲን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ሜሪ ጆይ ኢትዮጵያ ሲ/ር ዘቢደር ዘውዴ፣ ኣካቢት ቦርድ ኣይተ ይስማሽዋ ስዩምን ኣባላት ቦርድን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሜሪ ጆይ ኣብ ህፃናት፣ ኣረጋዊያንን ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ትምህርቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ Desta Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ኣብ ልዕሊ ንእስቲ ማህሌት ተኽላይ ገበን ቅትለት ንዝፈፀሙ ተኸሰስቲ ፍርዲ ሂቡ። ብመሰረት እዚ 10 መጋቢት 2016 ናብ ቤት ትምህርቲ ካብ ትኸደሉ መንገዲ ተጨውያ 12 ሰነ 2016 ዓ/ም ተቐቲላ ዝተረኸበት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚደንት ባይደን ገበነኛ ንዝተብሃለ ወዶም ምሕረት ገይረሙሉ Desta Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብኽልተ ገበናት ንዝተኸሰሰ ውላዶም ሃንተር ወግዓዊ ምሕረት ገይረሙሉ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዘውፀእዎ መግለፂ፥ “ወደይ ንበይኑ ተነፂሉ መጥቃዕቲ በፂሕዎ፤ እዚ ድማ ምጥምዛዝ ፍትሒ እዩ” ኢሎም። ሃንተር ባይደን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ Desta Dec 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ ክልል ሲዳማ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ማእከላዊ ኢትዮጵያን ሃረሪን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ርእሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት ምስረታ በዓል ፓርቲ… Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ። እቲ ተመክሮ፥ ኮሚሽነራት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ኣብ ቻይና ቤይጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ድሕንነት ህዝቢ ዋና ከተማታት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሞንሮቪያ ዝገብሮ በረራ ዳግም ጀሚሩ Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ላይቤሪያ ሞንሮቪያ ዝገብሮ በረራ ዳግም ጀሚሩ። ኣብ መርሃ ገብሪ እቲ ምጅማር፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው፣ ኣምባሳደር ላይቤሪያ ኣብ ኢትዮጵያሉዊስ ሻሬንን ካልኦት ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን መገዲ…
ስፓርት ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ለንደን ክካየድ ኢዩ።…