ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ(ዶ/ር) ምንቅስቓስ ስራሕ ግድብ መገጭ ተዓዚቦም። ኣብቲ ዑደት፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራን ከተማ ጎንደርን ተሳቲፎም። ብምናለ ኣየነው
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ዘቲዮም Desta Nov 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ መሰረተ ልምዓት ኢንቨስትመንት እስያ ጂን ሊኩን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን እቲ ባንኪን ክህሊ ብዛዕባ…
ቢዝነስ ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና ይፋለጡ ኣለዉ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያታት ኢትዮጵያ ኣብ ቤጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኤግዚብሽን ዓለም ለኸ ሰንሰለት ቀረብ ቻይና ይፋለጡ ኣለዉ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ናይ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ፍሪያታት፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን፣ ኣቕረብቲ ይሳተፉ ኣለዉ።…
ቢዝነስ ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም-ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽንን ሲምፖዚዬምን ሞቢሊቲ ኢትዮ-ግሪን ዓቕሚ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘንፀባረቑ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዝሐሻለፉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንኣይተ መሓመድ እድሪስ ሚኒስትር ሰላም ንክኾኑ ሸይመሙዎም። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰትር፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ 18 ሕዳር 2017 ዓ.ም ጀሚሮም ኣይተ መሓመድ እድሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣኽሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ንምስታፍ ብኹሉ ኣንፈት ናብታ ከተማ ዝውሕዙ ዘለዉ ኣጋይሽ ስነ-ስርዓት ምሕፃብ እግሪ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምስታፍ ናብታ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፀጋታትን ብድሆታትን ኣከባብራ ንግሲ በዓል ሕዳር ፅዮንን ሕውየት መስሕብ ቦታታትን ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ፀጋታትን ብድሆታትን ኣከባብራ ንግሲ በዓል ሕዳር ፅዮንን ሕውየት መስሕብ ቦታታትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ ብምትሕብባር ዩኒቨርስቲ ኣኽሱም፣ ቤት ፅሕፈት ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሸረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይሳለጡ ኣለው Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸረ እንዳስላሰ ብልዕሊ 1 ቢልየን ብር ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ይሳለጡ ኣለው። እቶም ብቤት መዛጋጃ እታ ከተማ ዝሳለጡ ዘለዉ ፕሮጀክትታት፥ መገዲ ኣስፋልት፣ ስራሕቲ መልከዐኛ አምኒ(ኮብል ስቶን)፣ ፅገና፣ ዝርገሐ መስመር ኤሌከትሪክን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ክሳለጥ ኢዩ Desta Nov 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ተረባሒት ዝገብር ብ31 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝርገሐ መስመር ፅሩይ መስተ ማይ ከምዘሳልጥ ተገሊፁ። እቲ ዝርገሐ ማይ 2 ነጥቢ 4 ኪሎ ሜትር ንውሓት ዘለዎ እንትኸውን፥ ንልዕሊ 20…