Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻምናይ ላዕለዋይ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ላዕለዋይ መድረኽ ዘተ ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማትን ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ሓዊሱ ላዕለዎት…

ዋና ፀሓፊ ፊፋን ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ፊፋ ላርስ ኒልስ ማቲያስ ግራፍስትሮምን  ምክትል ፕሬዚዳንት ካፍ ሱሌማን ዋበሪን ኣብ መበል 46 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ  ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ደቂ…

ሚኒስቴር ጥዕና ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብሰንኪ ተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ጉድኣት ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ዝህሉ ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ምስ ልኡኽ ትልሚ ሪሊፍ ሃንደበታዊ…

ኣብ ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ኣብ 81 ወረዳታት ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ዘኽአል ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ቢሮ ተወካሊ ዳይሬክተር ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ፥…

ኢትዮጵያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ  ዘለዋ ሽርክና ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣባል ሃገራት ብሪክስ  ዘለዋ ሽርክና ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ከምእትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ገሊፆም። ኣምባሳደር ዳባ ምስ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ጃፓን ኒኮላይ ስታኒስላቮቪች ኖዝድሬቭን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥…

ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ሚዲያ ኣብ ምሕደራ ትግራይ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ካቢኔ ሴክሬታሪያት ዘይምእኹል ምሕደራን ዳሞክራታይዜሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንስኤ፣…

መበል ራብዓይ ኣኼባ ኣተሓባበርቲ ብሪክስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ኣኼባ ዋናን ምክትልን ኣተሓባበርቲ ብሪክስ ኣብ ከተማ ካዛን ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ፥ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ኣተሓባባሪ ጉዳይ ብሪክስ ኢትዮጵያን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ዝተመርሐ ጉጅለ ይሳተፍ ኣሎ።…

ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብስፍሓት ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ  ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፎረም ቢዝነስ ብሪክስ ብዙም…

ብቑፅፅር ኮንትሮባንድ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቑፅፅር ኮንትሮባንድ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ትካሎም ምስ ኮሚሽን ጉምሩክ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንሰለስተ ላዕለዎት ሚኒስትራት  ሹመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ፥ ጌዲዮን ጥሞቲዮስ( ዶ/ር) ሚኒስትር ጉዳያት ወፀኢ፣. ወ/ሮ ሰላማዊት ካሳ ሚኒስትር ቱርዝም ከምኡውን ወ/ሮ ሃና ኣርአያስላሴ ሚኒስትር ፍትሒ…