ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ኮይኑ Desta Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ መውሃቢ ድምፂ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕለት 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ብመላኩ ገድፍ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Desta Dec 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ሃገርና ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ተኸዲኖም ኣብ ኣደባባይን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥንን ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተጠርጠርቲ ኣብ መበል ሳልሳይ ጂ ፓወር ቲክቶክ ክሬቲቭ ኣዋርድ ካብ ባህሊን ስነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ስምምዕነት ሰላም ህዝቢ ገፁ ናብ ልምዓት ንከዙር ዕድል ዝህብ ኢዩ – ምሁራን Desta Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ክልል ኣምሓራን ህዝባዊ ትካል ፋኖ ኣምሓራን(ኣፋህድ) ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ህዝቢ ገፁ ናብ ልምዓት ንከዙር ዕድል ዝህብ ኢዩ ኢሎም ምሁራን። ተመራማሪ ሰላምን ፀፅታን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሙሉጌታ ኣየለ (ዶ/ር) ንፋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዓይኒ ሕውነት ተረኣኢና ብምድማር ሓሳብ ዝማዕበለት ሃገር ንደቅና ነሕልፍ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነንሕድሕድና ናይ ካሊእ ፅባቐ፣ ሕድ ሕድና ካብ ነንሕድሕድና ዘይንበልፀላ፣ ሓደና ልዕል ሓዴና ትሕት ዘይኮነስ ኩላትና ማዕረ እንኾነላ ብሕውነት ተረኣኢና ብምድማር ሓሳብ ዝማዕበለት ሃገር ንደቂና ነሳግር ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ንመበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ Desta Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንመበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ፓርቲ ኣብ መልእኽቱ፥ ናይ ሎሚ መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ካብ 01 ሕዳር ጀሚሩ ንተኸታታሊ ሓደ ወርሒ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ደሴ ሰላም ንምፅናዕ ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Desta Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ደሴ "ሃይማኖት መሰረት ሰላም እዩ" ብዝብል ጭርሖ ሰላም ንምፅናዕ ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብ ከተማ ደሴ ብፎረም ጉባኤ ሃይማኖት ምድላው እናተኻየደ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ሰላም ኣብ ምፅናዕ ጠመተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Desta Dec 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ብድምቀት ኣብ ከተማ ሆሳኢና ይኽበር ኣሎ። “ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ነህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኸበረ ዘሎ እቲ በዓል፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ መድረኽ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዓሊሙ ንዝሓሸ ኣሰራርሓ ፃዕሪ ምግባር ከምዝግባእ ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Dec 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ዝፀንሐ መድረኽ ስልጠና ኣመራርሓታት እቲ መድረኽ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ንምርግጋፅ ዓሊሙ ንዝሓሸ ኣሰራርሓ ፃዕሪ ምግባር ከምዝግባእ ምርድዳእ ዝተፈጠረሉ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ። “ብመርኣዪ ናይ ምድማር መንግስቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Desta Dec 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊነትና ንብሄራዊ ረብሓና ምውዓል ኣለና ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር። መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን፥ “ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፅባሕ ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ Desta Dec 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 20 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ዝተዳለወ ሲምፖዚየም “መዓልቲ ዘተ ኢትዮጵያዊያን” ኣብ ከተማ ሆሳኢና ተሳሊጡ ኣብቲ መድረኽ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር…