Fana: At a Speed of Life!

ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤግዚብሽን ስእሊ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ክፍቲ ኮይኑ። “ዝማዕበለትን ሰለማዊትን ኣፍሪካ ንህነፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ይካየድ ኣብ ዘሎ ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም እቲ ኤግዚብሽን ንኣጋይሽ ክፍቲ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ…

ልዕሊ 312 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ 312 ነጥቢ 56 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ትካላት እቶት መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ የሳልጡ ኣለዉ።…

ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂዝቦላህ ብሚሳኤላትን ድሮናትን ዝተሓገዘ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከምዝፈፀመ ሚኒስቴር ምክልኻል እስራኤል ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ እስራኤልን ጉጅለ ዕጡቕ ሊባኖስ ዝኾነ ሂዝቦህን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ቢቢሲ ፀብፂቡ። እስራኤል…

መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ክልል ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ እቲ በዓል፥ “ልዕልነት ሓሳብ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…

ዩኒቨርሲቲ መቐለ 19 ሕዳር ሓደሽቲ ተምሃሮ ክቕበል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዝተመደቡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ቀዳማይ ዓመት ካብብ 19 - 20 ን ሕዳር ንክምዝገቡ ፀዊዑ። ዌብሳይት እቲ ዩኒቨርሲቲ e-student website www.mu.edu.et ካብ 13 ሕዳር…

ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ናብ ስራሕ ንምእታው ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ናብ ስራሕ ንምእታው ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ይካየድ ከምዘሎ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ፊልሞን ተረፈ ኣፍሊጦም። ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ሰሜን ሪጅን ብምትሕብባር ዝርገሐ መስመር ኢንተርኔት ናይ ምዝዛም ተግባር ከምዝተኻየደ…

ኣብቲ ዝነበረ ኲናት ዝተሳተፈ ኩሉ ዕጡቕ ኣብ መስርሕን ረብሓን ዳግመ ፅንበራ ተረባሒ ከምዝኸውን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት ዝተሳተፈ ኩሉ ኣባል ዕጡቕ ክልል ትግራይ ኣብ መስርሕን ረብሓን ዳግመ ፅንበራ(DDR) ተረባሒ ከምዝኸውን ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣይተ ተስፋኣለም ይሕደጎ ገሊፆም። ይኹን እንበር እቲ መስርሕ  ብቕደም ሰዓብ ከምዝፍፀም…

ጉዳይ ቀረፅ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዓዲ ሙሉእ ንሙሉእ ተገጣጢመን ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣትዋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ 15 ሚኢታዊ ቀረፅ ጉምሩክ ዝቑረፀለን ዝነበረ 5 ሚኢታዊ ንክኸውን ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ። ሓላፊ መምርሒ ፖሊሲ ታክስ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ሙላይ…

መናእሰይ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ምስታፎም ንምንታይ ኣድለየ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ብምቕሓት ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም መናእሰይ ምስታፎም ዘድለየሉ ምኽኒያታት ብቐንዱ፦ መናእሰይ ኣብ ጎንፂን ዘይምርድዳእን ብዝበለፀ ተጎዳእቲ ብምዃኖም መናእሰይ ኣብ ምጣነ ስነ ህዝቢ ኢትዮጵያ ልዕሊ ሲሶ ቁፅሪ…

ባንኪ ዓለም ንዓውዲ ጥዕና ዝገብሮ ደገፍ ንከጠናኽር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ምስ ሓዳሽ ተሸያሚት ካንትሪ ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ሚሪያም ሳሊም ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ሓቢርካ ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኢትዮጵያ…