Fana: At a Speed of Life!

ፎረም ኢንተርኔት ሶሳይቲ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኢንተርኔት ንመልላእ ኢትዮጵያውያን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፎረም ኢንተርኔት ሶሳይቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ፎረም፥ ሓለፍቲ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኢትዮጵያን ኣፍሪካን፣ ሓንፀፅቲ ፖሊሲ፣ ሲቪል ማሕበረሰብ፣ ምሁራን ቴክኖሎጂ ከምኡውን መዳርግቲ ኣካላት…

ዩክሬን ኣሜሪካ ስርሓት ዝኾነ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤል ናብ ሩሲያ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብመሰረት ዝሃብዋ ፍቓድ ኣሜሪካ ስርሓት ዝኾነ ነዊሕ ርሕቐት ዝሕምበብ ሚሳኤል ናብ ሩሲያ ከምዘወንጨፈት ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ጆ ባይደን፥ ዩክሬን ካብ ኣሜሪካ ዝተውሃባ ነዊሕ ርሕቐት…

ኢትዮጵያን እንግሊዝን ቀጣናዊ ሰላም ኣብ ምርግጋፅ ብሓባር ምስረሐን ከምዝቕፅላ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን እንግሊዝን ቀጣናዊ ሰላም ኣብ ምርግጋፅ ብሓባር ምስረሐን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍልይቲ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ኣምባሳደር ኣሊሰን ብላክበርን…

ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ ሎሚ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ 2025 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ምስ ኮንጎ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ክትገጥም ኢያ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ኬንሻሳ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ኣመራኸትትቲ ምዕባለ ማክሮ ኢኮኖሚ ተራእዩ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ኣመራኸትትቲ ምዕባለ ማክሮ ኢኮኖሚ ተራእዩ ክብላ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን። ናይ ነዊሕ እዋን ትራንስፎርሜሽን ኢኮኖሚ ንምዕዋት ዘጋጠሙ ፀገማት፣ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ኣብ ቀፃሊ መስራሕ ዝግበኦም…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸባ እንትኾና፥ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንዝተልዓሉ ሕቶታትን ርእይቶታትን ምላሽን መብርሂን ክህባ ኢየን ተባሂሉ።

ኢ-ፍትሓዊ ከይዲታት ንምፍታሕ ምውዳድ የድሊ – ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ዓለም ዝረኣዩ ኢ-ፍትሓዊ ከይዲታትን ኲናትን ንምፍታሕ ሃገራት ብሓባር ክሰርሓ ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲጄኔሮ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ ሃገራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…

ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዲጂታል ዕዳጋ፣ ልውውጥ ባህሊ ወዘተ ብሓባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለዋ ገሊፃ። ሚኒስትር ብግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ካንግ ጁንግ ኣብ ከልቲኣዊን ጉዳያት…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሓለፍቲ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም። ናይቲ ግድብ ሓፈሻዊ ነባራዊ ኩነታትን ዝተፈላለዩ ክፋላትን ተዘዋዊሮም ከምዝተዓዘቡ ሓቢሮም።…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ንክተሰናድእ ተሓሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት(P4G) ንክተሰናድእ ተሓሪያ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ስዩም መኮንን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሓምለዋይ ልምዓት ሮቢን ማክጉኪን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ብድሆታት…