Fana: At a Speed of Life!

መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንሽሮ ኣፍደገ ማህፀን ኣብ ኢትዮጵያ ንሞት ብምቅላዕ ካብ መንሽሮ ጡብ ቀፂሉ ዝስራዕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ሸገር ኣብ ዘሎ ሓደ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ብምርከብ ሃገራዊ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መእካብ ፍሪያት ስርናይ ብምትሕብባርን ቅልጣፈን ንክፍፀም ኣተሓሳሲቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፍሪያት ስርናይ ምሕፋስ ተጀሚሩ ኣሎ ኢሎም። ስለዚ ኣብዚ…

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ካንሰር ኣፍ ደገ ማህፀን ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዕድመአን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ኣዋልድ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍ ደገ ማህፀን ይወሃብ ኣሎ። እቲ ክታበት፥ ካብ ሎሚ 9 ክሳብ 13 ሕዳር 2017 ዓ.ም ንተኸታተልቲ 5 መዓልታት ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንክልል ትግራይ ዘግለለ ክኸውን ኣይኽአልን-መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ዘተ ተሳሊጡ ዝበሃል ኹሉ ኢትዮጵያዊ እንትሳተፍ ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቲ ኮሚሽን ካብ ኣርባዕቲአን ዩንቨርስታት ትግራይ ምስ ዝመፅኡ ኣባላት ማሕበረሰብ ላዕለዎት…

በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ናይ ምፍላጥ ስራሕ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሕዳር ፅዮን ምኽኒያት ብምግባር መስሕባት ቱሪስት ከተማ ኣክሱምን ከባቢኡን ናይ ምፍላጥ ስራሕ ከምዝካየድ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ባህሊን ቱሪዝምን እታ ከተማ ኣይተ ገብረመድህን ፍፁምብርሃን፥ 21 ሕዳር ዝኽበር ንግሰ በዓል ፅዮን ማሪያም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ንመበል ካልኣይ እዋን ዝበለፀ ሽልማት መገዲ ኣየር ካርጎ ኣፍሪካ ተዓዊቱ። ስነስርዓት ኣወሃህባ እቲ ሽልማት ኣብ ከተማ ዱባይ ከምዝተሳለጠ ተሓቢሩ። እቲ ሽልማት ብገልፍ ሃገራት ነዝወሃቡ…

ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ- ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንክትምዕብል መሰረት ዘንብሩ ትልሚታት ይትግበሩ ኣለዉ ከብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን መንግስታዊን ጠመተ ኣብ ዝገበሩ ዛዕባታት መግለፂ ሂቦም። ኣብቲ…

ኢትዮጵያ ምስ ታንዛኒያ ሎሚ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ  መበል ሓምሻይ ምድብ ፀወታታት ኢትዮጵያ ምስ ታንዛንያ ሎሚ ከራኽብ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎኣብ ዝርከብ  ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ  ክካየድ ኢዩ።

ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ሃገራዊ ፀብፃብ መሰረት ብምግባር ኣብ ትሮይካ ሰለስቲኣዊ ጉጅለ ዝቐረበ ፀብፃብ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል ራብዓይ ኩለ መዳይ መድረኽ ገምጋም ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረበቶ ሃገራዊ ፀብፃብ መሰረት ብምግባር ኣብ ትሮይካ ዝተዳለወ ሰለስቲኣዊ ጉጅለ ፀብፃብ ፀዲቑ። ኢትዮጵያ ኣብ መበል ራብዓይ መድረኽ ኩለ መዳይ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት…

ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣም ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኤሌክትሪክ መካይን ንምግጥጣምን ኣብ ጉዳያት ቴክኒክ ሓቢርካ ንምስራሕን ዝዓለመ ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኢትዮ-ኢንጂነሪንግ ግሩፕ፣ ኤስ ጂ ኣውቶሞቲቭ ግሩፕን  ሚስተር ሉታ ኢንቨስትመንት ግሩፕን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…