ስፓርት ጄክ ፖውል ኣብ ልዕሊ ማይክ ታይሰን ተዓዊቱ Desta Nov 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ኣሜሪካዊ ተጓሳጣይ ከቢድ ሚዛን ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ጄክ ፖውል ኣብ ዝገበሮ ፀወታ ተሳዒሩ። ታይሰን ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝገበሮ ግጥም ንገዛእ ርእሱ ካብ ፕሮፌሽናል ውድድራት ካብ ዘግልል ድሕሪ 19 ዓመታት ዝተሳለጠ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ደም ለጊሶም Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ደም ለጊሶም። እቶም ሰራሕተኛታት ደም መልጋስ ህይወት ሰብ ምድሓን ከምዝኾነ ገሊፆም። ሕብረተሰብ ደም ምልጋስ ባህሉ ብምምዕባል ንወገኑ ብተግባር ከርእይ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ቢዝነስ ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ንምስፍሕፋሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ መላኩ ኣለበል Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ዓውዲ ኢንዱስትሪ ከብ ንምባል ኣናእሽቱን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪታት ንምስፍሕፋሕ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም። ኣብ ከተማ ድሬዳዋ መድረኽ ምውዛዕ ልምዲ ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ። ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምክትል ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ይገብር ኣሎ Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምክትል ድሕንነት ህዝቢ ቻይና ሺ ያንጁን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ይገብር ኣሎ። ኣብቲ ዑደት፥ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ሺን ሃይን፣ ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ቤይጂንግ ጃኦ ጃንሺን ከምኡወን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ መንግስታዊን ውልቀን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይዛተ ኣሎ Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ 56 መንግስታዊን ውልቀን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይዛተ ኣሎ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሸን መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)፥ እተን ትካላት ስልጠናን እታዎታትን ብምሃብ ነቲ ኮሚሽን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪተን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብራዚል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ክብ ንምባል ከምእትደሊ ገሊፃ Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ክብ ንምባል ከምእትደሊ ገሊፃ። ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳሲልቫ፥ ከልቲአን ሃገራት ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ከምዝሰርሑ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ካንሰር ኣፍ ደገ ማህፀን ኣብ ወርሒ ሕዳር ክወሃብ ኢዩ Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዕድመአን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ኣዋልድ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍ ደገ ማህፀን ክወሃብ ኢዩ። እቲ ክታበት፥ ካብ 9 ክሳብ 13 ሕዳር 2017 ዓ.ም ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክክል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ባህርዳር ኣቲዮም Desta Nov 15, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ባህርዳር ኣቲዮም። እቶም ፊልድ ማርሻል ናብ ባህርዳር እንትኣትዎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረዳ ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ስፓርት ጋንታ ወልዋሎ ንኣሰልጣኒ ፀጋይ ኪዳነማርያም ንምቑፃር ተስማዕሚዓ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ ስምምዕ በፂሓ። ዝሓለፈ ኽረምቲ ንኣሸናፊ በቀለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራ ምክያድ ዝጀመረት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት፥ ብዘርኣየቶ ድኹም ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቃል ዝኣተወትሎም ስምምዕነታት ክሌማዊ ለውጢ ቆፂራ እተረክብ ከምዝኾነት ውሕመ ገሊፁ Desta Nov 14, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቃል ዝኣተወትሎም ስምምዕነታት ክሌማዊ ለውጢ ቆፂራ እተረክብ ከምዝኾነት ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኤንዲፒ) ገሊፁ። ካብ ዱባይ ክሳብ ባኩ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝሰርሓቶም ስራሕቲ ዝጠመተ መድረኽ…