Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ። “ትራንስፎርሜሽን ሎጂስቲክስ ንዘላቒ ምዕባለን ዕብየትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ኣፍልጦ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ናይ ዝነበረ…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ኤምባሲ ትማሊ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ንዝኾኑ ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዘመሓላለፎ ሰናይ ትምኒት፥ ሓበራዊ ኣብ ዝኾኑ ከልቲኣዊ ዛዕባታት…

ብኩታ ገጠም ኣብ 100 ሄክታር ስፍሓት መሬት ኣብ ዝስራሕ ዘሎ ምብዛሕ ዘርኢ ኮራ ዓሌት ጣፍ ዑደት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ሕርሻ አክሱም ብፋይናንሳዊ ሓገዝ ፕሮጀክት ምጥንኻር ስርዓተ ምግቢ ኣብ ወረዳታት ላዕላይ ማይጨውን ዓዴትን ዝሰርሖም ስራሕቲ ዑደት ሓረስቶትን መዳርግቲ ኣካላትን ኣካይዱ። ኣብቲ ዝተኻየደ ዑደት ሓረስቶት፣ ሰብ ሞያ ሕርሻ፣ ኣመራርሓ…

ዘላቒ ሃገራዊ ሰላም ምንጋስን ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅን ቀዳምነት ዝወሃቦም ዛዕባታት ኢዮም-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሃገራዊ ሰላም ምንጋስን ልዕልነት ሕጊ ምርግጋፅን ቀዳምነት ዝወሃቦም ዛዕባታት ኢዮም ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳን ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ዓመታዊ ስረሐን ምጅማረን ብዕሊ ኣብ ዘብሰርሉ እዋን ከምዝበልዎ፥  ካብዚ…

ኣብ ትግራይ ብብርኪ ክልል ስልጠና ልምዓት መስኖ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክልላዊ ስልጠና ልምዓት መስኖ  ኣብ ኣዳራሽ ቅድስት ማርያም ውቕሮ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ሰብ ሞያ ሕርሻ ዝሳተፍሉ ስልጠና፥ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ መዓልትታት ዝፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ ሰለስተ ዞባታት ምብራቕ፣ ድቡብ ምብራቕን…

መንግስቲ ኣብ ፈታኒ እዋን ብምዃን ተኸታታሊነት ዘለዎ ምዕባለ ኣመዝጊቡ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) መንግስቲ ኣብ ፈታኒ እዋን ብምዃን ተኸታታሊነት ዘለዎ ምዕባለ ኣመዝጊቡ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ክልቲአን ኣብያተምኽሪ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓቐበን…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን ተሰይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት መኽፈቲ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሎሚ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ መኽፈቲ ክልቲአን ኣብያተ ምኽሪ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብኣብዝሓ ድምፂ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ብምዃን…

 ኣብ ዓዲግራት ብ1 ቢሊየን ብር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ዓዲግራት ብ1 ቢሊየን ብር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ከምዝሳለጥ ጊዚያዊ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ከንቲባ ጊዚያዊ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሙን ሓጎስ፥ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዝሕግዙ መሰረተ…

ንጣቢያ መከፋፈሊ ኣኽሱም ተወሳኺ ትራንስፎርመር ንምትካል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣኽሱም ኣብ ዘሎ 230 ኪሎ ቮልት ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተወሳኺ ትራንስፎርመር ንምትካል ምድላው ይግበር ከምዘሎ ኣብቲ ትካል መተሓላለፊ መስመርን መከፋፈሊ ጣቢያታትን ዓውዲ ኦፕሬሽን ገሊፁ። ኣብቲ ዓውዲ ኣካያዲ ስራሕ መከፋፈሊ…

ኣብ ትግራይ ብኩታ ገጠም ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞቦ ደቡብ ክልል ትግራይ ወረዳ እንዳ መኾኒ ጣብያ መኻን ቁሸት ምስረታ ናብ ሓረስቶት ተኣታቲዩ ብኩታ ገጠም (ብክላስተር ) ይለምዕ ኣብ ዘሎ ዝራእቲ ዑደት ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ዑደት፥ ዘራእቲ ስርናይ በፅሕዎ ዘሎ ብርኪ ዕብየት ንምዕዛብን ናብ…