Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣3  ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ። ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ኣትሌቲክስ ዓለም ዝበለፃ ትሕቲ 20 ዓመት ወት ተስፋ ዝተነበረለን ኣትሌታት በዝብል ፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝብል ኣፋሊጡ። ብመሰረት…

ስራሕቲ ህንፀት ትካላት ቀንዲ ዓውዲ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ ኢዩ፥ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ሚኒስትር ተፀዋዕቲ ዝኾኑ ኣፈፃሚ ኣካላት ገምጋም ኣፈፃም መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ሎሚ ምግምጋም ከምዝተጀመረ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ኣብ ማዕቐፋት ህንፀት ትካላት ብዝተሰርሐ ሪፎርም ብዙሓት ሃፍቲ…

ጉዳይ ብዕፃን ጨረታን ተዓዲሎም ነባሪ ዘይኣተወሎም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣበይ በፅሐ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕፃን ጨረታን ተዓዲሎም ነባሪ ዘይኣተወሎም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲን ኣባይቲ ንግዲን “ንዘይሕጋዊ ተግባር ይውዕሉ ኣለዉ” ብዝብል ቅርታ ይቐርብ ኣሎ። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብቲ ጉዳይ መሰረት ብምግባር ብዝገበሮ ምፅራይ፥…

ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር መድረኻ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ህዝብታት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር ቐፃሊ መድረኻ ኣብ ወረዳ እንደርታ ይሳለጥ ኣሎ። እዚ ቅድም ክብል ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ  ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመረሐ ጉጀለ ልኡኽ አብ ክልል ዓፋር ርእሰ ከተማ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017 ዓ.ም ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መድረኽ ከምዝበልኦ፥ ዝተትሓዘ ትልሚ ዝተፈፀመሉ ከይዲ ኣብቲ ገምጋም ክፍተሽ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ዝተረኸቡ…

ሂዝቦላህ 50 ሮኬታት ናብ ሰሜን እስራኤል ኣወንጪፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ዕጡቕ ሊባኖሱ ዝኾነ ሂዝቦላህ 50 ሮኬታት ናብ ሰሜን እስራኤል ከምዘወንጨፈ ተገሊፁ። ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር አስራኤል፥ ሂዝቦላህ ኣብ ሰሜን እስራኤል ካርሚኤል ኣብ ዝተብሃለ ከባቢ  50 ሮኬታት ብምውንጫፍ ንዝፈፀሞ መጥቃዕቲ ክሳብ ሐዚ ኣብ…

ጥሕሰት ሕጊ ዶፒንግ ፈፂሞም ዝተብሃሉ ኣትሌታት ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ህብስት ጥላሁን ኣስረስ፣ ሳሙኤል ኣባተ ዘለቀን ፀሐይ ገመቹ በያንን ዝተኸልከሉ ዘተባብዑ ቅመማት(ዶፒንግ) ብምጥቃም ጥሕሰት ሕጊ ከምዝፈፀሙ ተረጋጊፁ። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ፀሐይ ገመቹ በያን ብመሰረት ዝተገበረላ ምርመራ ባይሎጂካል ፖስፖርት…

መንደር ቤኑና ቱሪዝም ምስ ልምዓት ግብርና ዘተኣሳሰረ ውቁብ ስፍራ ቱሪስት ኢዩ-ኣምባሳደር ሶፊ ፍሮም-ኢሜስበርገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንደር ቤኑና ቱሪዝም ምስ ልምዓት ግብርና ዘተኣሳሰረ ውቁብ ስፍራ ቱሪስት ኢዩ ክብላ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም-ኢሜስበርገር ገሊፀን። መንደር ቤኑና ኣብ ወሰን ቃላይ በሰቃ ኣዝዩ ዘበናዊ ክፍሊታት መደቀሲ፣ ኣዳራሽ ኣኼባ፣…

ንሰራሕተኛታቶም ብነፃ ምግቢ ዘቕርቡ ኩባኒያታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ናይ ሰራሕተኛታቶም ዓቕሚ ፀንቂቖም ንምጥቃምን ውፅኢታዊ ስራሕ ንምስራሕን ዓሊሞም ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ይህቡ። ካብ መንጎ እቶም ትካላት ኣብ ዓለምና ዝርከቡ ገዘፍቲ ኩባኒያታት ቴክኖሎጂ፥ ፌስቡክ፣ ጉግል፣ ኣፕል፣ ኤክስን…

ኢትዮጵያ ኣብ መሊስካ ምልማዕ ደኒን ኣጠቐቕማ ዘላቒ መሬትን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ኮፕ29 ክተቕርብ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መሊስካ ምልማዕ ደኒን ኣጠቐቕማ ዘላቒ መሬትን ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ኮፕ29 ክተቕርብ ኢያ ተባሂሉ። ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ኮፕ29) ዝሳተፉ ኣባላት ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣዘርባጃን ባኩ ኣትዮም። እቲ…