Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሸረ- ማይ ፀብሪ 6 ዓይነት ሙሩፅ ዘርኢ ይፈሪ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብቲ ኣብ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ለምለም ፍሉይ ቦታ መዳበ ዝርከብ ማእኸል ሙሩፅ ዘርኢ፥ ሰሊጥ ፣ ኣዳጉራ፣ ባምያ፣ ሱፍን ሓዊሱ ልዕሊ 6 ዓይነት ሙሩፅ…

ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ። ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ኩሎም ወገናት፥ ዓለም ለኻዊ ዲፕሎማሲያዊ ደንብታት ንከኽበሩን ዲፕሎማቲክ ሰራሕተኛታትን ትካላትን ንሓደጋ ካብ…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ሕድሳት ነበር መንበሪ ቢትወደድ ሃ/ጊዮርጊስ ወ/ሚካኤል ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንማእኸል ባህሊን ትምህርቲን ጣይቱ ዝተዳለወ ሕድሳት ነበር መንበሪ ቢትወደድ ሃ/ጊዮርጊስ ወ/ሚካኤል ጎብኒዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “መንበሪ…

መመሓያሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ማሕበራዊ ሓለዋ ብገንዘብ ንምድጋፍ ፅቡቕ ኣጋጣሚ ምፍጣሩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓያሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ማሕበራዊ ሓለዋ ብገንዘብ ንምድጋፍ ፅቡቕ ኣጋጣሚ ምፍጣሩ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ገሊፆም። ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም መመሓየሺ ፖሊሲ ማሕበራዊ ሓለዋ፣ ቀፃሊ…

ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ኢሬቻ 2017 ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ። ሃገሬ ኢቨንትን ፕሮሞሽንን ተሰናዲኡ ካብ ሎሚ ጀሚሩ  ኣብ ዝሳለጥ ኤክስፖ ኢሬቻ 2017፥ ፓነል ዘተ፣ ኮንሰርት ሙዚቃ፣ ባዛርን ወዘተን ከምዝካየዱ ተገሊፁ። ልውውጥ ባህሊ፣…

እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ መራሒ ሃማስ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ተቐቲሉ። ሃማስ ነቲ ጉዳይ ጠሚቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ሊባኖስ ብምሰረት ዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ፋትህ ሻሪፍ ኣቡ ኣል ኣሚን ምስኡ ምስ…

ሓዱሽ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ይህብ-ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ ዝረኸበ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት(Dz_cr_429(Ril.7)  ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ከምዝህብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥…

ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይገበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” ብዝብል መሪሕ ቃል 25 መስከረም 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆራ ፊንፊኔ፣ 26 መስከረም 2017 ድማ…

ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሻድሻይ ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲን ኒውካስል ዩናይትድን ማዕረ ተፈላሊየን። እቲ ፀወታ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ አንትኸውን፥ ዮስኮ ጋቫርዲዮል ብዘቑፀራ ሸቶ ማንቼስተር ሲቲ ነቲ ፀወታ መሪሓ ነይራ።…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ማይ፣ መብራህቲ ወዘተ ዝተሃነፅሉ…