ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ Desta Nov 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ መቐለ ብዝተፈላለዩ ዓውዲ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ ልዕሊ 2 ሺሕን 800 ተምሃሮኡ የመርቕ ኣሎ። እቶም ተመረቕቲ፥ 1 ሺሕን 950 ብቀደማይ ድግሪ 22 ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ(ዶክትሬት) ዝተምሃሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ካብ ድምር ተመረቕቲ ተምሃሮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቢዮንሴ ኣብ ታሪኽ ግራሚ 99 ግዜ ንሽልማት ብምሕራይ ክብረወሰን ሒዛ Desta Nov 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ሽልማት ግራሚ 2025 ዓ.ም.ፈ ትማሊ ወግዓዊ ክኸውን እንከሎ፥ ቢዮንሴ ብ11 ዓውዲታት ሕፅይቲ ብምዃን ከምዝቐረበት ተገሊፁ። ንዓኣ ስዒቦም ብሸውዓተ ዓውዲታት ሕፁያት ኰይኖም ዝቐረቡ ኬንድሪክ ላማር፣ ቻርሊ ኤክሲኤክስን ቢሊ ኣይሊሽን እዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ዘቲዮም Desta Nov 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞትዎስ(ዶ/ር)፥ ጎጎድኒ ንጎድኒ እቲ ፎረም ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌ ላቭሮቭ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ Desta Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም ኣገልግሎትን ምምሕዳርን መንግስቲ መበል ካልኣይ ኣኼብኡ ኣካይዱ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዓውዲ ምምሕዳርን ኣገልግሎትን መንግስቲ ዝረኣዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ Desta Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልተ መዓልታት ክሳለጥ ዝፀንሐ መበል 28 ሓበራዊ ኣኼባ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ተዛዚሙ። መራሒት ልኡኽ እቲ ኣኼባ ዋና ዳይሬክተር ኢሚግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ ኣብቲ ኣኼባ ክልቲአን ሃገራት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ትግበራ ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ንምስላጥ ንዲጂታል ኣሰራርሓታት ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተገሊፁ Desta Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትግበራ ኣህጉራዊ ነፃ ቀጣና ንግዲ ንምስላጥ ንዲጂታል ኣሰራርሓታት ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተገሊፁ። አብ ዓለም ለኸ ቤት ትምህርቲ ቢዝነስ ቻይና ኣውሮፓ ዳይሬክተር ካምፓስ ኣፍሪካ ማቲው ሳሚኒይ(ፕ/ር)፥ ዝማዕበለት ኣፍሪካ ዕላዊት ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ጥራሕ 1088 ገበናት ከምዝተፈፀሙ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ Desta Nov 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ፀጥታን ፎሮም ማሕበረሰብን ከተማ መቐለን ካልኦት ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን፥ ብዛዕባ ኣብ ከተማ መቐለ ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ጥራሕ 1088 ገበናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዋይ ትምህርቲን ሩሲያ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምስ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዋይ ትምህርቲን ሩሲያ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ብመትከል ማዕርነት፣ ሓበራዊ ተረባሕነትን ውፅኢታውነትን ብምድራኽ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ልምዓት ላዕለዎት ትካላት ብሓባር ምስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስን ስሕበትን ይገብራ ኣሎ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኮንፈረንስን ስሕበትን ይገብራ ከምዘሎ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ፣ ሕብረት ኣፍሪካን ዩኒዶን ብምትሕብባር ዝተዳለወ ጉባኤ “ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኮሚሽነር ጄነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ኢንተርፖል ዘቲዩ Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ጄነራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ኢንተርፖልን ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ትካላት ፖሊስ ዝተፈላለያ ሃገራትን ዘቲዩ። ኣብ እንግሊዝ ስኮትላንድ መበል 92 ናይ ኢንተርፖል ሓፈሻዊ ጉባኤ ይካየድ ኣሎ።…