ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሃገር ቦቆል ትካል ስቪል ማሕበረሰብ 3 ነጥቢ 75 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ተገይሩ Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሃገር ቦቆል ትካል ስቪል ማሕበረሰብ 3 ነጥቢ 75 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ተገይሩ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓፈሻ 5 ሺሕ ዝኾና ትካላት ስቪክ ማሕበራት ኣብ ኢትዮጵያ ተመዝጊበን ይንቀሳቀሳ ከምዘለዋ ተገሊፁ። ኣብ ዘላቒ ልምዓት ብስነምግባርን ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዘላቒ ስራሕ ግብርና ዝተርኣየ ስጉምቲ ኢትዮጵያ ኣብ”ካብ ጥምየት ነፃ ዓለም” ጉባኤ ቀሪቡ- ጠ/ሚ ዐቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘላቒ ስራሕ ግብርና ዝተርኣየ ስጉምቲ ኢትዮጵያ ኣብ”ካብ ጥምየት ነፃ ዓለም” ጉባኤ ቀሪቡ ክብሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጉባኤ “ካብ ጥምየት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ሓበራዊ ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ይሳለጥ ኣሎ Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 28 መድረኽ ዘተ ምምሕዳራትን ኮሚሽነራትን ሓበራዊ ዶብ ኢትዮ-ጅቡቲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ጉዳያት ንግዲ፣ ፀፅታን ዶብን ምዝታይ ዕላምኡ ዝገበረ እቲ መድረኽ፥ ነክልተ መዓልታት ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ከምዝካየድ ተገሊፁ። እቲ መድረኽ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥምየት ዝተሓባበረ ዓለም ለኸ ምላሽ ዘድሊዮ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምየት ዝተሓባበረ ዓለም ለኸ ምላሽ ዘድሊዮ ኢዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ “ካብ ጥምየት ነፃ ዓለም” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክሌማዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ፈላማይ በረረኣ ናብ ሌጎስ ክትገብር ኢያ Desta Nov 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፈላማይ በረረኣ ናብ ናይጀሪያ ሌጎስ ክትገብር ኢያ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝዓደጋ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ካብ ፈረንሳይ ቱሊስ ብምብጋስ 26 ጥቅምቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ዘቲዮም Desta Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ(ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት መድረኽ ዘተ ምልላይ ኣካይዶም። ከልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ሓበራዊ ዛዕባታት ብፍላይ ኣብ ርክብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ከምኡወን ቀጣናዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ግብርና ለውጢ ኣምፂኣ ኢያ- ሚኒስትር ግብርና ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ Desta Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ግብርና ለውጢ ኣምፂኣ ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ግሪጎር ሙታሻል ገሊፆም። ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ግብርና ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ግሪጎር ሙታሻል ኣብ ዓውዲ ግብርና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣባል መስራቲ ማሕበር ዩንቨርስቲታት ሃገራት ብሪክስ ኮይኑ Desta Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣባል መስራቲ ማሕበር ዩንቨርስቲታት ሃገራት ብሪክስ ኮይኑ። ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ሩሲያ፣ ህንድን ብራዚልን ሓዊሱ ምስ ዩንቨርስቲታት ሃገራት ብሪክስ ብምዃን ብሓባር ማሕበር ዩንቨርስቲታት ሃገራት ብሪክስ ብምምስራት ፈላማይ…
ቢዝነስ ኣብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ኣዲስ ኣበባ ኣቲያ Desta Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝዓደጋ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ኣዲስ ኣበባ ኣቲያ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኩባኒያ ኤር ባስ ዝዓደጋ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ካብ ፈረንሳይ ቱሊስ ብምብጋስ ኢያ ናብ ኣዲስ ኣበባ…
ቢዝነስ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም Desta Nov 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ገድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢታፋ(ዶ/ር ኢ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ዲፕሎማት ዝተፈላለያ ሃገራትን…