ፕሮጀክትታት ብስራት ጉባ ሃገር ናይ ምምዕባል ራእይ ዕላዊ ዝገብሩ ኢዮም – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብብስራት ጉባ ዕላዊ ዝገበረቶም ፕሮጀክትታት እንትዛዘሙ ሃገር ናይ ምምዕባል ራእይ ዕላዊ ዝገብሩ ኢዮም ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)።
ኣብ ኩለን ክፍላተ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ “ ብስራታት ጉባ ትሩፋታት…