Fana: At a Speed of Life!

በዓላት መስቀለን ኢሬቻን ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ምድላዋት ይግበር ኣሎ-ፖሊስ ፌዴራል

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓላት መስቀለን ኢሬቻን ብዘይምንም ፀገም ፀፅታ ንክኽበር ምድላዋት ይግበር ኣሎ ክብል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላት ብምዃን ኩነታት ሃገራዊ ፀፅታ ገምጊሙ። ኣብቲ ገምጋም ኣብ…

ኣብ ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ክልልን ሃገርን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ከልል ትግራይ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ሽልማት ይካየድ ኣሎ። ትካል ገባሪ ሰናይ ኣይስ (Eyes) ዘዳለዎ መድረኽ ሽልማት እንትኸውን፥ ኣብ ሻምናይን 12ን ክፍሊ…

ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ስፖርት መቻል ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሰራዊት ምክልኻል ሜጄር ጄኔራል እንዳልካቸው ወልደኪዳን ገሊፆም። ታሪክ እቲ ጋንታ ብምፍታሽ ኣመራርሓ እቲ ቦርድ ብምውዳብን ኣንፈት ብምሃብን ናብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ-ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣኣብዚ ቀጣናን ኣፍሪካን ግልፂ ግደ እትፃወት ሃገር ኢያ ክብል ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ገሊፁ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ብሴናተር ሂዩግ ሶሪ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሕውነት ቀርኒ ኣፍሪካ ቤት…

ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ንዘርኣዩ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ተኻይዱ። ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብሽክሌታ ፀብለልታ ብምርኣይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ንዝዛዘሙ ተወዳደርቲ ሜዳሊያ ተበርኪቱሎም። ብመሰረት…

ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ውድድር ብሽክሌታ ብክልቲኡ ፆታ ይካየድ ኣሎ። እቲ ውድድር፥ ኮርሶ ደቂ ኣንስትዮን ማውቴን ደቂ ተባዕትዮን ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ እንታይ ትፅቢት ይግበር?

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከይዲ ሃገራዊ ዘተ ካብ መናእሰይ ብዙሕ ትፅቢት ከምዝግበር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ገሊፁ። ብመሰረት እዚ ካብቶም መናእሰይ፦ ዝተፈላለዩ ውዳበታት ብምጥቃም ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምሀርቲን ከባቢ መንበሪ ኣባይቲን ብምእካብ ሓሳቦም ምክፋልን…

ፕሬዚዳንት ኢራን ናብ ኣሜሪካ ከቕንዑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢራን ማሱድ ፔዜሽኪያን ኣብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ናብ ኣሜሪካ ከምዘቕንዑ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ ጉባኤ ብምርካብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝበል ትፅቢት…

በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) በየነ ጴጥሮስ (ፕ/ር) ብምኽኒያት ዘጋጠሞም ሕማም ክትትል ሕክምና ክገብሩ ድሕሪ ምፅናሕ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ኣብ ኢትዮዽያ ሃናፂ ባህሊ ፖለቲካ ንምፍጣር ልዑል ኣስተዋፅኦ ዘበርከቱ መርኣያ ሰለማዊ ቃልሲ ፖለቲካ…

ኢትዮጵያ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ተኽብር ኢያ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 1949 ዓ.ም.ፈ ዝተፈተመ መትከላት ስምምዕነት ጀኔቫ ብኣግባቡ ተኽብር ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣርባዕቲኦም ስምምዕነታት ጄኔቫ  መበል 75 ዓመት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብዚ እዋን ዓለም ለኸ…