Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ሎሚ ሸሞንተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ አብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ  ሸሞንተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ሳውዝሃምፕተን ሰዓት 8፡30 ኣብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ከምዝረኻቡ እቲ መርሃ ግብሪ ይገልፅ። 11 ሰዓት ድማ፥  …

ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ክሲ ተመስሪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደጋ ንምውዳቕ ተንቀሳቒሶም ኢዮም ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ መጋባእያ ክሲ ተመስሪቱ። ዓቃቢ ሕጊ ዝተወደቡን ገበን ተሻጋሪ ጉዳያትን ሚኒስቴር ፍትሒ ኣብ መዝገብ ክሲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቦትስዋና ጋቦሮኒ ኣብ ዝተሳለጠ ፎረም ኣመራርሓ ቱሪዝም ኣፍሪካ 2024 ልዑል ሽልማት ትራንስፖርት ቱሪዝም ተዋሂቡዎ እቲ ሽልማት ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ንምንገደኛታት ብምቕራብ ኢሉውን ኣብ ዘላቕነትን ሓለዋ ከባቢ…

ኣብ ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክኸቱ ከምዝተገብረ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣፈፃፅማ መደባት ትምህርቲ 2016 ዓ.ምን ቀፀልቲ ኣንፈታት 2017 ዓ.ምን…

ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ምጥንኻር ከምእትደሊ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ እቲ ሚኒስቴር ዱ ዢአዎሂ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ መትሕብባር ክብ ንምባል ዘኽእሉ ዕድላት ከምዘርከበ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ተሸላሚ ኣዋርድ ስታር ዋይድ 2016 ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር “ስሉጥ ኣገልግሎት ወሃብቲ ትካል መንግስቲ” ብዝብል ብድምፂ ህዝቢ ኢዩ ተሸላሚ ኮይኑ ተባሂሉ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ነቲ…

ሰራዊት ምክልኻል ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ- ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘተባብዕ ስራሕቲ ግብርና የሳልጥ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ገሊፀን። በተን ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድን ካልኦት…

ኣብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 675 ብምርካብ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበ ተምሃራይ ቀላሚኖ ኢዩ-ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ውፅኢት ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዕላዊ ገይሩ። ተምሃሮ ውፅኢቶም ካብ ሰዓት 6 ለይቲ ጀሚሮም ምርኣይ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ፈተና ንምውሳድ ካብ…

ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም። መዓልቲ ህብር “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር…