Fana: At a Speed of Life!

ንዓለም ዝፍትን ዘሎ ፀገማት ፀፅታን ዘይፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ሓበራዊ መፍትሒ ክናደዪ ኢዮም- ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓለም ዝፍትን ዘሎ ፀገማት ፀፅታን ዘይፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ሓበራዊ መፈትሒ ክናደዪ ኢዮም ክብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ናይ…

ህዝብና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እትመስል ዓምዩቕ ዓቕሚ ዘለዋ ሃገር ንሓገዝ ኢድና እንዝርገሐሉ እዋን ይእኽለና ኢልና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ ክብሉ ብመዓርክ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል…

ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቻይና ምስ ኣፍሪካ ንዘለዋ ምትሕብባር 10 ዓውዲታት ዕላዊ ምግባራ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እዚኣቶም፥ ዓውዲ ንግዲ፣ ኢንዱስትሪ፣…

ኣሜሪካ ማእኸል መወንጨፊ ሚሳኤል ዓማፅያን ሁቲ ኣዕኒያቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ነዳዲ ዝፅዕና መራኽብ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምብፅሑ ኣሜሪካ ማእኸል መወንጨፊ ሚሳኤል ዓማፅያን ሁቲ ኣዕኒያቶ። ሰራዊት ኣሜሪካ፥ እቲ ዓማፂ ጉጅለ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ክልተ ፀዓንቲ ነዳዲ ዝኾና መራኽብ ዘብፅሖ መጥቃዕቲ…

መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ በዓል ከምዝኽበር ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሃቢባ ሲራጅ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ፍሪያታት ኢንዱስትሪን ግብርናን ሓዊሱ ተዋፅኦታት እንስሳት ብእኹል…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መበል ታሽዓይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ መፃኢ እዋን ብሓባር…

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዘጋጠሞም ነበርቲ ወረዳ ስለዋ 6 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዘጋጠሞም ነበርቲ ወረዳ ስለዋ 6 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ዘተኣኻከቦ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ኣተሓባባሪ ተመዛበልቲ…

ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘቀላጥፉ ዓውዲታት ሓደ ህንፀት ዲጅታል ምህዳር ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘቀላጥፉ ዓውዲታት ሓደ ህንፀት ዲጅታል ምህዳር ኢዩ ክብሉ ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኣብ ምምሕዳር…