Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ ትምህርቲ፥ ፖለቲካን ትምህርቲን ፈላሊዮም ብምግንዛብ ኣብ ስረሖም ጥራሕ ጠመተ ክገብሩ ኣለዎም- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስራሕቲ ትምህርቲ ዘለዉ ኣመራርሓ  ፖለቲካን ትምህርቲን ፈላሊዮም ብምግንዛብ ኣብ ስረሖም ጥራሕ ጠመተ ክገብሩ ኣለዎም ክብሉ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር መበል 33 ሃገራዊ ጉባኤ ትምህርቲ ምኽኒያት ብምግባር…

ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ  ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ  ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ…

መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ ከብሉ ሚኒሰትር ገንዘብ  ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…

ኣብ እዚ ምብራቕ ፕሮጀክት ሕርሻ ኤረር ኢባዳ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፕሮጀክት ሕርሻ ኤረር ኢባዳ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተጎብኒዮም። ኣብቲ ዑደት ምክትል ኣዛዚ እቲ እዚ ሜጀር ጀነራል ፍቃዱ ፀጋዬ፣ ላክለዎት መኮንናት ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምብራቕ ሃረርጌ ተረኺቦም።…

ሎሚ ኣብ ዝዛዘም ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሎም ሰለስተ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ እንትካየድ ዝነበረ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና  ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ ክዛዘም ኢዩ። ብመሰረት እዚ ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ፥ ኢትዮጵያውያን ልዑል ትፅቢት ዝግበሩሎም ሰለስተ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም። ኣትሌት ሳሮን…

ውሕመ ሰብኣዊ ቅልውላው ንምፅዋር ዘኽእል ደገፍ 100 ሚሊየን ዶላር ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ሰብኣዊ ቅልውላው ንምፅዋር ዘኽእል ደገፍ 100 ሚሊየን ዶላር ከምዝለገሰ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ትካል፥ ብፈንድ ደገፍ ህፁፅ እዋን(ዩኤን ሲ ኢአር ኤፍ) ኣቢሉ ዝተሰደደ እቲ ባጀት ሰብኣዊ ቅልውላዋት ንምፍታሕ ሕፅረት ገንዘብ…

ሚኒስቴር ግብርና ኣብ ክልል ዓፋር ወለንታዊ ኣገልግሎት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ግብርናን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ብምውዳድ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሚሌ ወለንታዊ ኣገልግሎት ሂቦም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ዓርባን ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴን(ዶ/ር) ከምኡውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን…

ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ውድድር 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ኣለሽኝ ባወቀ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና  ትሕቲ 20 ዓመት 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ኣትሌት ኣለሽኝ ነቲ ርሕቐት ብ8:50.32 ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።…

ኢትዮጵያ ብውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና  ትሕቲ 20 ዓመት 800 ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ። ኣብቲ ውድድር ንኢትዮጵያ ዝወከለ ኣትሌት ጀነራል ብርሃኑ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ መበል 13 ውድድር ዳይመንድ ሊግ ሮም 2024 ብ5 ሽሕ ሜትሮ ቀዳማይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሓጎስ ገ/ህይወት ነቲ ርሕቐት ብ12 ደቒቓ 51 ሰከንድን 07 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢዩ ተዓዊቱ። ኣብቲ…