ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ብምትሕብባር ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ብስፍሓት ንምስራሕ ድልውቲ ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ፎረም ቢዝነስ ብሪክስ ብዙም…