ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን።
ኣብዚ ዓመት ካብ ዝሓዝናዮም ቀንዲ ትልሚታት ፈላማይ ንነበርቲ ከተማና ተበፃሕነት ቀረብ ኣባይቲ ምክያድ ኢዩ…