Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንዩክሬን 425 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትገብር ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን 425 ሚሊየን ዶላር ወተሃደራዊ ደገፍ ከምእትገብር ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ምስ ፕሬዚዳንት  ዩክሬን ቮሎዲሚር ዘነልስኪ ብቴሌፎን ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ እቲ ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ። ፕሬዚዳንት ባይደን፥ ሃገሮም ሰራዊ…

ጃፓን ንመተግበሪ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንመተግበሪ ፖሊሲ ሽግግር ፍትሒ ኢትዮጵያ ኣድላዪ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ፍትሒ በላይሁን ይርጋ መስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ሺባታ ሂሮኖሪ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምዕራፍ ትግበራ ሽግግር…

ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ትካላት ድሕንነት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ትካላት ድሕንነት ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ኢትዮጵያ ተተኣናግዶ ኣብ ዘላ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ዝሳተፉ ዘለዉ ኣጋይሽ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ዑደት የካይዱ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ሎሚ እውን ኣብ…

ንምዕባለ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኢትዮጵያ ርኡይ ግደ ዝህልዎ ናይ ካፒታል ዕዳጋ ብናይ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ሚኢታዊ ሽይጣት ኣክስዮን ስራሕ ተጀሚሩ-ምከትል ቀዳማይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)ንምዕባለ ኢኮኖሚያዊ ዕብየት ኢትዮጵያ ርኡይ ግደ ዝህልዎ ናይ ካፒታል ዕዳጋ ብናይ ኢትዮ ቴሌኮም 10 ሚኢታዊ ሽይጣት ኣክስዮን ስራሕ ተጀሚሩ ክብሉ ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክተል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ…

4 ሰባት ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ምንጃር ሸንኮራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 4 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 3:00 ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ከተማ ኣረርቲ 445 ኩንታል ሕሩፅ ፅዒና እትጓዓዝ ዝነበረት ተሽከርካሪት ብምገልባጣ ዘጋጠመ…

ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ፣ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮንናት፣ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ወተሃደራዊ ኣታሼታት፣ ወተሃደራዊ ተመራመርቲ፣ ኣባላት ትካላት…

ብኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ 32 መዓልታት ልዕሊ 828 ቢሊየን ብር ዝውውር ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣማራፅታት ዲጂታል ክፍሊት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ካብ 30 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 26 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ 32 መዓልታት ልዕሊ 828 ቢሊየን ብር ዝውውር ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 145 ሚሊየን ብር በቲ ባንኪ…

ኣተሓሕዛ መረዳእታ ትሕዝቶ መሬት ምዝማን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ዝቐርፍ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓሕዛ መረዳእታ ትሕዝቶ መሬት ከተማ ምዝማን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ዝቐርፍ ኢዩ  ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…

ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን መፍትሒ ይደሊ ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ዘጋጠማ ስግኣት ፀፅታን ድሕንነትን ካብ ዘተ ዝሓለፈ መፍትሒ ይደሊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። “ኣፍሪካ ብጠንካራ ሓድነት፣ ንኩለ መዳያዊ ፀፅታን ሰላምን” በዘብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ሚኒስትራት መክልኻል…

ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሜታ-ፌስቡክ ምስ ኢትዮ ቴሌኮም ብምትሕብባር ተመክሮ ዓማዊል ዘመሓይሽ ፕሮግራም ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ከምዝገበር ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ዳይሬክተር ማእኸላይ ምብራቕን ልምዓት ንግዲ ኣፍሪካን ስትራቴጂክ…