ስፓርት ኢትዮጵያ ትፅቢት እትግበረሎም ክልተ ውድድራት ፍፃመ ኣትሌቲክስ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም Desta Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ፔሩ ሊማ ዝካየድ መበል 20 ዓለም ለኸ ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክጅመር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ለይቲ 7፡25 ኣብ ዝካየድ 5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት መዲና ኢሳን መቅደስ ኣለምእሸትን ክዕወታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሽልማት ጉዕዞ ብ6 ዓውዲታት ሕፁይ ኮይኑ። እቲ መገዲ ኣየር ሕሩይ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ቢዝነስ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ መገዲ ኣየር ክላስ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ ሕሩይ ብራንድ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ፣…
ቢዝነስ 50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ናብ ውሽጢ ዓዲ ይጎዓዓዝ ኣሎ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሚሊየን ሊትሮ ዘይቲ ብልዒ ካብ ጂቡቲ ናብ ኢትዮጵያ ይጎዓዓዝ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘይቲ፥ ንምምሕያሽ ናህሪ ናብራን ምርግጋዕ ዋጋ ኣብ ሓዱሽ ዓመትን ተሓሳቢ ብምግባር ብመንግስቲ ዝተዓደገ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ብሪክስ ይሳተፍ ኣሎ። መድረኽ ዓውዲ ስፖርት ኣባል ሃገራት ብሪክስ፥ ኣብቲ ዓውዲ ዝረአ ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ኣብ ምክልኻል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ Desta Aug 26, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሰለዋ ጣቢያ ስምረት ቁሸት ኣምባ ብፍላይ ድማ ኣብ ጎጣት ማይ ኣምላን ምችኣል ኣምላን ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ኣብ ልዕሊ ኣዝርእቲ፣ ገዛውትን እንስሳን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ጋህሲ መሬት ኣብቲ ከባቢ ብምኽኒያት ዝዘነበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ተገሊፁ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 234 ሚሊየን ፈልሲ ከምዝተተኸለ ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገለግሎት ሰላማዊት ካሳ፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣብ 8 ሺሕን 454 ጣቢያታት ፈልሲ 11…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ- ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ ምሕዋይ ሃፍቲ ተፈጥሮ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ነዚ ዝበሉ፥ ኣመራርሓ መንግስቲን ሕብረተሰብን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ተሳፎም። መሬት ብምክንኻንን ብምሕላውን ሓረስቶት ይኹኑ ሰበኽ ሳግም ስርሖም ዕዉት ንክኸውን ንምግባር መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ-መንግስቲ Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሓደ ፀሓይ ክሳብ ሐዚ 157 ሚሊየን ፈልሲ ተተኺሉ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ሓደ ፀሓይ 600 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ መልላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም Desta Aug 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ምንባር ሓምላዋይ ኣሰር፥ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ኣዲስ…