Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ምፅራይ ፅዋዕ ኣፍሪካ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ጊኒ ፀወትኡ ከካይድ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ኣቢጃን ከምዝካየድ ተገሊፁ። ስለዝኾነ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣቐዲሞም ናብ…

ኢትዮጵያን ሩዋንዳን ኣብ ምጉልባት ዓቕሚ ደቂ ኣኒስቲዮ ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፌዴሪኢ ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሩባንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራምባ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን ሃገራት ዝበለፁ ተመክሮታት ብምልውዋጥ ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት በምትሕብባር…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምት፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ከተማ ኣብ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኣብታ ከተማ ዝተሃነፁ መሀደሲታትን ገዚፍ…

ኢትዮጵያ ሉእላውነት ምግቢ ብምርግጋፅ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ግብርና ዝምዝገብ ዘሎ ዓወት ስዒቡ ምግቢ ውሕስና ኣብ ምርግጋፅ ከይዲ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ካልአይቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ። Africa IOA ዝተብሃለ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ሓበሬታ፥ ኣብ ዓውዲ ግብርና ብዝምዝገብ ዘሎ ምዕባለ ኢትዮጵያ ብምግባ…

ን300 ትካላት ጥዕና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቕራብ ዝዓለመ ፕሮጀክት ወግዓዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ን300 ትካላት ጥዕና ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምቕራብ ን6 ነጥቢ 7 ሚሊየን ወገናት ኣገለግሎት ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዝዓለመ ፕሮጀክት ወግዓዊ ኮይኑ። እቲ መርሃ ግብሪ ብብርኪ ዓለም ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ኡጋንዳ፣ ዛምቢያን ፓኪስታንን…

ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኮንፈረንሳት ንምትእንጋድ ምድላው ገይራ ኣላ-ሰለማዊት ካሳ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ብዙሓት ዓለም ለኸ ኮንፈረንሳት ንምትእንጋድ ምድላው ገይራ ኣላ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ሰለማዊት ካሳ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ መግለፂ ሂበን። ኣብ…

ፕሬዚዳንት ፑቲን ንፕሬዚዳንት ታዬ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ብተመሳሳሊ ፕሬዚዳንት ሲንጋፖር ሻንሙጋራትናም ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ናይ እንቋዕ አሐጎሰኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ኣብ ፈተናታት ተቓላዓይነት ኣፍሪካ ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈተናታት ተቓላዓይነትን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነትን ኣፍሪካ ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንሰ፥ “ኣፍሪካ ተቓላዓይነት ፈተናታት፤ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ዘለዉ ዕድላት ምርግጋፅ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ…

መበል ሓምሻይ ብሄራዊ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ብሄራዊ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ ። እቲ ወርሒ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም  “ደሕንነት ቁልፊ መሰረተ ልምዓት ንዲጂታል ሉእላውነት” ብዘበልዕ መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር ተባሂሉ።…

ወግላዊ ስራሕ ዳይነት 2017 ዓ.ም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወግላዊ ኣገልግሎት ስራሕ ዳይነት ኣብያተ ፈርዲ ፌዴራል 2017 ዓ.ም ተጀሚሩ። ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፈርዲ ፌዴራል፣ ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራልን ሓፈሻዊ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ሎሚ መዓልቲ ብወግዒ ሰርሑ ጀሚሩ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ…