ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ 7 ኣንፈታት መፍትሒ ኣቐሚጡ Desta Aug 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሐሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ 7 ኣንፈታት መፍትሒ ኣቐሚጡ። ኣብቲ ኣኼባ ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት፣ ከንቲባ ምምሕዳራት ከተማ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽኒያት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ፅባሕ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክህሊ ኢዩ ተባሂሉ Desta Aug 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽኒያት ስራሕቲ ምምሕያሽ ሲስተም ሎሚን ፅባሕን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክህሊ ኢዩ ክብል ብሄራዊ ማእኸል ምቁፅፃር ሓይሊ ገሊፁ። እቲ ማእኸል፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ልዑል ክብደት ሓይሊ ብምብዝሑ ንሰዓታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝቢ ሶማሊያ ልዑል መስዋእትነት ከፊላ ኢያ- ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም ህዝቢ ሶማሊያ ልዑል መስዋእትነት ከፊሉ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ልኡኽ ሐብረት ኣፍሪካ ሶማሊያ ኣብ ትሕቲ ኣትሚስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ብሪታንያ ዘቲዮም Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኮመንዌልዝን ብሪታንያ ዴቪድ ላሚ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ፣ ሃገራዊን ዞባዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ታዬ ገሊፆም። ብሪታኒያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ምምሕዳር ድሬዳዋ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት፥ መሰረተ ልምዓት መገዲ ሓዊሱ ስራሕቲ “ሌማት ትሩፋት”ን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድራዳዋ ዘለዎ ዓቕምን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስ ዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ዶብ ሩሲያ ዝገበረቶ ገስጋስን ኣብቲ ከባቢ ዝፈጠረቶ ፅዕንቶን ብዋሺንግተን ትፅቢት ዘይገበረትሉ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ዩክሬን ዶብ ሩሲያ ብምስጋር ሓያሎ ኪሎ ሜትራት ናብ ውሽጢ ምእታዋ ተገሊፁ። እቲ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ፖለቲካዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስታንዳርድን ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድላው ደኩመንት ከይዲ ስራሕ ስታንዳርድን ደንብን መስኖ ሚኒስቴር መንኖን ቆላማ ከባቢን ተገምጊሙ። መንኖን ቆላማ ከባቢን ሚኒስትር ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፥ስታንዳርድን ደንብን መስኖ ከም ትካልን ዓውዲን ምዕባይ ዘኽእል ኢዩ ኢሎም። ስለዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅድሚ ምትግባር ሓዱሽ መምርሒ ብሄራዊ ባንኪ ምዝገባ ኣካይዶም ተቐባልነት ዝረኸቡ ሰነዳት ብነባር ተመን ሸርፊ ወፃኢ ክቕፅሉ ኢዮም-ኮሚሽን ጉምሩክ Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ 22 ሓምለ 2016 ዓ.ም ምትግባር ሓዱሽ መምርሒ ብሄራዊ ባንኪ ምዝገባ ሰነድ ኣካይዶም ተቐባልነት ዝረኸቡ ሰነዳት ብነባር ተመን ሸርፊ ወፃኢ ክቕፅሉ ኢዮም ክብል ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ደበሌ ቃበታ፥ ትካሎም ምዝገባ…
ቢዝነስ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ምቹእ ኩነታት ዝፈጠረ ኢዩ ክብል ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሃና ኣርአያስላሴ፥ ዝተፈጠረ ምቹው መሰረተ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብዚ ዞባ ተመራፂን…
ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ Desta Aug 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2024/2025 ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ፉልሃም ፈላማይ ፀወታ መርሃ ግብሪ ውድድር እዚ ዓመት ክገብራ ኢየን። ፅባሕ ድማ፥ ኢፕስዊች ምስ ሊቨርፑል፣ ኣርሰናል…