Fana: At a Speed of Life!

ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ጉባኤ፥ ወይዘሮ ኣለሚቱ ኡሞድ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ብምዃን ሸይሙወን። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ…

ውድብ ጥዕና ዓለም በዲዶ-ህበይ ህፁፅ ዓለማዊ ስግኣት ምዃኑ ኣዊጁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ገለ ክፋል ኣፍሪካ ዝረአ ዘሎ ለበዳ በዲዶ-ህበይ (ኤምፖክስ - ‘mpox’) ዓለማዊ ቆላሕታ ዝጠልብ ህፁፅ ስግኣት ጥዕና ክብል ኣዊጁ። እቲ ቅድም ክብል ብ ‘ማንኪ ፖክስ’ ዝፍለጥ ዝነበረ ኣዝዩ ተላባዒ ሕማም፥ ኣብ ዲሞክራስያዊት…

ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንዓውዲ ኢንቨስትመንት መቀነባበሪ ፍሪያታት ግብርና ምቹው ኩነታት ከምዝተፈጠረ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዋና ኢኮኖሚስት ፕሮግራም ምግቢ ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር) ተገሊፁ። ማክሲሞ ቶሬሮ (ዶ/ር)፥ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ባንቻየሁ ድንገታ፥ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንሰናይ ምምሕዳር፣ ልምዓት፣ ምርግጋፅ ፍትሒ ሓላፍነቶም ብትግሃት ክዋፅኡ ይግባእ ኢለን። ቤት…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት  ፋኦ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ዋና ኢኮኖሚስት ትካል ምግብን ሕርሻን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ፋኦ) ማክሲሞ ቶሬሮ(ዶክተር) ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢትዮጵያ ስርዓት…

ኣብ መፋርቕ ባጀት ዘበን 2017 ሰለስተ ሓደሽቲ ክታበታት ህፃናት ምሃብ ክጅመር ኢዩ-ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፋርቕ ባጀት ዘበን 2017 ሰለስተ ሓደሽቲ ክታበታት ህፃናት ምሃብ ክጅመር ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ። ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ጥዕና ኣዴታት ህፃናትን መናእሰይን ዶክተር ኣለማየሁ ሁንዱማ፥ ኣወሃህባ እቲ ክታበት ንምጅማር…

ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተቛሪፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 132 ኪሎ ቮልት ልዑል ሓይሊ ተሸካሚ መስመር ብዘጋጠመ ብልሽት ምኽኒያት ኣብ ሃረማያ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ደገሃቡር፣ ፊቅን ከባቢታትን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ። እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሎሚ ሰዓት 5፡30 ቅድሚ ቀትሪ ከምዘጋጠመ…

ባእዲ ነገር ዝተሓወሰሉ ዘይቲ ብልዒ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቦም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባእዲ ነገር ዝተሓወሰሉን ንፅህንኡ ዘይሓለወን ልዕሊ 200 ጀሪካን ዘይቲ ብልዒ ናብ ዕዳጋ ኣቕሪቦም ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ወረዳ 1 ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም…

ብሰለስተ ፍሪያታት ሆርቲካልቸር ምስ ኮሜሳ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ብፍሪያታት ኣቮካዶ፣ ቀይሕ ሽጉርቲን ድንሽን ምስ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ(ኮሜሳ) ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲማ። መድረኽ ምትእስሳር ሆርቲ ካልቸር  ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡባዊን ኣፍሪካ(ኮሜሳ)…

ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ- ኣትሌት ታምራት ቶላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ ክብል ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሎምፒክ ተዓዋትቲ ሜዳሊያ ወርቂ ዝኾነ ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዛሪቡ። ኣትሌት ታምራት ቶላ ሓዊሱ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 33…