መስቀል ኣብ ኣፀጋሚ፣ ፈታኒን ድንግርግርን ብምዃን ፅባሕ ናይ ምምዕዳው መርኣያ ኢዩ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መስቀል ኣብ ኣፀጋሚ፣ ፈታኒን ድንግርግርን ብምዃን ፅባሕ ናይ ምምዕዳው መርኣያ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ናይ እንቋዕ…