Fana: At a Speed of Life!

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ናይ ኣዲስ ኣበባ ብዝሃ መልክዕ የርእይ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን  ቢሮ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ኣብ ዓውዲ ሚዲያ ብምትሕብባር ንምስረሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይሮም። ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ቢሮ ሎሚ ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ዝገበሩ እንትኸውን፥ ክልቲኦም ትካላት ብምትሕብባር…

ግድብ ህዳሰ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ርኡይ ኣስተዋፅኡ ክህልዎ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ ህዳሰ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ርኡይ ኣስተዋፅኡ ክህልዎ ኢዩ  ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ብራስልስ  ኣብ ዝተሳለጠ ግሎባል ጌትዌይ ፎረም 2025 ምስ ዝገበርዎ ተሳትፎ ጎኒ ንጎድኒ…

ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፍሉይ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ብዘጋቢ ፊልሚ፣ ዜናን ዝተፈላለዩ ፕሮግራማትን ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ብቤት ምኽሪ ዘፈር ማሕበራት ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ፍሉይ ኣፍልጦ ተዋሂቡዎ። እቲ ቤት ምኽሪ በቢዓመቱ ሰብ ሞያን ኣመራርሓን ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽ ስራሕቲ…

ፓርቲ ስምረት መስራቲ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ስምረት(ስምረት) ፓርቲ መስራቲ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ ውዳበ እቲ ፓርቲ ጌታቸው ረዳ ኣብ መኽፈቲ እቲ መስራቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምሕላው ክንሰርሕ ኣለና…

መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 27 ዓመታዊ ጉባኤ ጥዕና ኣብ ጅማ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ዘላቒ ኢንቨስትመንትን ኢኖቬሽንን ንጠንካራ ስርዓት ጥዕና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያን ኩባንያ እንግሊዝ ሰንበርድ ባዮ ፊውልን ኣብ ኣቪዬሽን ልምዓት ነዳዲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ማዕድን ኢትዮጵያ ኣይተ ቴዎድሮስ ጌታቸውን…

ፎረም ጣና  ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና  ሎሚ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ክጅመር ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፥ እቲ ፎረም “ኣፍሪካ ኣብ ተቐያያሪ ሉላዊ ስርዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ሰለስተ መድረኻት…

ን671 ሺሕን 589 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ እዚ ባጀት ዓመት ብምውፋር ስራሕ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ን671 ሺሕን 589 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢለን ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)። እተን ሚኒስትር ኣፈፃፅማ ናይ መጀመሪያ 100 መዓልታት…

ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘለና ሃፍቲ ተፈጥሮ ብዝግባእ ኣብ ረብሓ ንምውዓል መሰረተ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ ኢሎም ናይ ቀደማይ ሚኒስትር ኣማኻሪ ሚኒስትር ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣይተ ጌታቸው ረዳ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን…

ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ -ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር )

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ነበርን ናይ ሐዚ ኣመራርሓን ዝሓቖፈ ዑደት ምግባሩ ዝነኣድ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር )። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ ብምዃን…