ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፃዕሪ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ተመሊሱ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት ብፃዕሪ ምክልኻል ግዕዚይና ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ከምዝተመለሰ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ሃፍቲ ብመልክዕ መሬት፣ ጥረ ገንዘብ፣ ናውቲታትን ካልኦት መገዲታትን ክውሰድ…
ስፓርት ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ብውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፈርቂ ፍፃመ ሓሊፋ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ኣብ ካልኣይ ዙር ውድድር ምፅራይ 1500 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፋ። ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ኣብ ምድብ ሓደ ቀዳመይቲ ብምዃን ኢያ ነቲ ርሕቐት ዛዚማቶ። ኣአትሌት ጉዳፍ ፀጋይን ኣትሌት ድርቤ ወልተጂን ትማሊ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንሓደጋ ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንሓደጋ ንዝተቓልዑ ዜጋታት ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ተፀዋዕቲ ትካላቱን፣ ባንኪ ኣዋሽ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፊሊፒንስ ምስ ኣሜሪካን ካልኦት ምዕራባውያን መሻርኽታን ዝጀመረቶ ልምምድ ኲናት ንቻይና ኣቕሒሩዋ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ኣውስትራሊያ፣ ካናዳን ፊሊፒንስን ኣብ ባሕሪ ደቡብ ቻይና ወተሃደራዊ ልምምዳት ሓይሊ ባሕሪን ሓይሊ ኣየርን ምግባር ምጅማረን ንቻይና ኣቕሒሩዋ። ነዚ ስዒቡ ሰራዊት ቻይና፥ እታ ሃገር ምስ ፊሊፒንስ ናይ ይግበአኒ ውጥጥ ኣብ ዘበግሳሉ ባሕሪ ደቡብ…
ስፓርት ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ብውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ ናብ ፍፃመ በፂሖም Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰዓት 6፡10 ኣብ ዝተኻየደ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ምፅራይ 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፣ ቢንያም መሓሪ፣ ኣዲሱ ይሁኔን ናብ ፍፃመ በፂሖም ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብቲ ዝተኻየደ ምፅራይ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ዓድዋ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘራእቲ ስርናይ ኣብ ዝተሸፈነ 3.75 ሄክታር መሬት ዕንወት ኣብፂሑ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ዓድዋ ጣብያ ይሓ ዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘራእቲ ስርናይ ኣብ ዝተሸፈነ 3 ነጥቢ 75 ሄክታር መሬት ዕንወት ኣብፂሑ። ብሰንኪ እቲ ብጋህሲ መሬት ሙሉእ ንሙሉእ ዕንወት ዘጋጠሞ ግራውቲ ዘስዓቦ ጉድኣት፥ ወነንቲ እቲ ግራውቲ ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 500 ወገናት ናፃ መጥባሕቲ ሞራን ፀጉሪ ዓይኒን ክህብ ኢዩ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 500 ወገናት ናፃ መጥባሕቲ ሞራን ፀጉሪ ዓይኒን ክህብ ሙኻኑ ኣፍሊጡ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ኣይተ መረሳ ገ/ስላሴ፥ እቲ መጥባሕቲ ካብ 12 ክሳብ 17 ነሓሰ 2016 ዓ/ም ክካየድ ምኻኑ ገሊፆም። ኣብ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቡብ ኮሪያ ንኢትየጵያ ናይ 7 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይራ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ንኢትየጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ናይ 7 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ፥ ብፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(UNDP)፣ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም(WFP)፣ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል(ICRC)፣ ትካል ሓገዝ…
ስፓርት ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ Desta Aug 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 33 ፓሪስ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያ እትሳተፈሉ ውድድር ፍፃመ መሐንኩሎ 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባቲዮ ሎሚ ክካየድ ኢዩ። እቲ ውድድር ምሸት ሰዓት 4፡43 ኢዩ ክካየድ። ኣትሌት ለሜቻ ግርማ፣ ሳሙኤል ፍሬውን ጌትነት ዋለን ክሳተፉ ኢዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ንምፅዳቕ ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ Desta Aug 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 550 ቢሊየን ብር ተወሳኺ ባጀት ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንምፅዳቕ ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ትግባረ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ…