ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቤት መንግስቲ ምምሕዳርን ናይ ፕሬዚዳንት ቤት ፅሕፈትን መዓልቲ ህብር ምኽኒያት ብምግባር ትሑት እቶት ንዘለዎም ሰራሕተኛታት መኣዲ ኣንጊዶም።
መዓልቲ ህብር “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ስነ ስርዓታት ይኽበር…