ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ” ህብር ንሰላም” Desta Sep 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕና ኢትዮጵያውያን ክብሪታት ሓድነትን ምክእኣልን ኣለዉና። ንነዊሕ ዓማውቲ ብሓባር ብምዃን ዝፀናሕና፣ ብሓበራዊ ተጋድሎና ዘኹርዕ ታሪክ ዘመዝገብና፣ ዘጋጠሙና ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀገማት ብሓባር ዝመከትናን ብሕብረት ዝነበርናን ህዝብታት ኢና። ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Sep 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብዙሕ ኢትዮጵያውያንን ትውልድ ኢትዮጵያውያንን እንቋዕ ንመዓልቲ ህብር ብሰላም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። 4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብሪ፥ “ህብርና ንሰላምና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ ኢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Sep 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቡኖ በደሌ ወረዳ በደሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 14 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። እቲ ሓደጋ ኣይስዙ ሰባት ሰቒሉ እንትጓዓዝ ብሰንኪ ምግልባጡ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ 14 ሰባት ህይወቶም ዝሓለፈ እንትኸውን፥ መበገሲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ምብራቕ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ድጋፍ ገይሩ Desta Sep 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ናይ 5 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ። “ናይ ምብራቕ ዋግዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዚ ምብራኽ መበል 47…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ጳጉሜን ናይ ሪፎርም ዕለት Desta Sep 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሪፎርም ንዝለዓለ ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 2 ጳጉሜን 2 ናይ ሪፎርም ዕለት ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ። ከም ሃገር ዘጋጠሙ ናይ ፖለቲካ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያውን ስብራታት ንምፅጋን ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ኣብ ዝሓፀረ እዋን ንምርግጋፅ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም Desta Sep 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እንቋዕ ን2 ጳጉሜን መዓልቲ ሪፎርም ኣብፀሐኩም ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ 2 ጳጉሜን 2016 ዓ/ም፣ ናይ ሪፎርም ዕለት “ሪፎርም ንዝለዓል ኣገልግሎት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ Desta Sep 7, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስረታ በዓል መበል 47 ዓመት እዚ ምብራቕ ኣብ ሃረር ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ናብ ምብራቕ ዋግ ዋጎ ናይ ኢትዮጵያ ወተሃደራት ኢና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብ ሃደር ኢማም ኣሕመድ ስታዲየም ይካየድ ኣብ ዘሎ ስነስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተመክሮታት ብምውሳድ ንቐፃሊ ዓወታት ምዕጣቕን ልዑል ተስፋ ምስናቕን ይግባእ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን Desta Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመክሮታት ብምውሳድ ንቐፃሊ ዓወታት ምዕጣቕን ልዑል ተስፋ ምስናቕን ይግባእ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ 1 ጳጉሜን “ናይ ምሽጋር ዕለት” ኣመልኪቱ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ዘተን ኣፍልጦን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ Desta Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኩባንያ ኤቪ ዳይን ኤሮ ሰርቪስ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው መስ ሓለፍቲ እቲ ኩባኒያ ተፈራሪሞም። እቲ…
ቢዝነስ 1 ጳጉሜን ናይ ምሽጋር ዕለት Desta Sep 6, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚታት ሓዱሽ ብርሃን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን ናይ ምሽጋር ዕለት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት እንትኽበር ኢትዮጵያ ነምሽጋር በዝተገበረ ፃዕሪታት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ኣብ ከይዲ ዘጋጠሙ ብድሆታትን ይዝከሩ ኣለዉ።…