Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፍረያይነት ስርናይ ዝተረኸበ ውፅኢት መርኣያ ምሽጋር ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብብርኪ ሃገር 1 ጳጉሜን 2016 ዓ.ም መዓልቲ ምሽጋር “ናይ ምሽጋር ጥሪታት፤ ዓቕሚ ሓዱሽ ብርሃን” በዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤይጂንግ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ኮሙኒኬሽንን ኮንስትራክሽን ኩባንያ ቻይና(ሲሲሲሲ) ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ዝተጀመረ ዘተ ሎሚ ቀፂሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሲሲሲሲ ከተማታት ኢትዮጵያ…

ሰራዊት ምክልኻል ናይ ተስፋሕፋሕቲ ጎስጓስ ኲናት  ንምምካት ኣብ ዘኽእል ዝተማልአ ወተሃደራዊ ቁመና ይርከብ-ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ናይ ተስፋሕፋሕቲ ጎስጓስ ኲናት  ንምምካት ኣብ ዘኽእል ዝተማልአ ወተሃደራዊ ቁመና ይርከብ ከብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ መበል 47 መስረታ…

ርክብ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ሰፊሕን ፅኑዕን መሰረት ዘለዎ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ቻይናን ሰፊሕን ፅኑዕን መሰረት ዘለዎ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም።   ኣምባሳደር ታዬ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተሳተፉሉን ኣብ ቻይና ዝካየድ ዘሎ…

1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ምሽጋር ብዝብል ስያመ ተኸቢሩ ክውዕል ኢዩ። እቲ ዕለት፥ “የመሻገር ጥሪቶች የአዲስ ብርሃን ወረቶች" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ተኸቢሩ ከምዝውዕል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ…

ቻይና ንኢትዮጵያ ናይ 400 ሚሊየን ዩዋን ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ቃል ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ንዝዋፈሩ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መፈፀሚ ዝውዕል ንኢትዮጵያ ናይ 400 ሚሊየን ዩዋን ደገፍ ገንዘብ ንምግባር ቃል ምእታዋ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ-ቻይና ብዝምልከት…

እቲ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ንልምዓት ኢንዱስትሪ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እቲ ፖሊሲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንልምዓት ኢንዱስትሪ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ተገሊፁ። ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪን ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን ብሓባር ዘሰናደእዎ ሓበራዊ ፎረም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…

መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ብእዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ናይ ገርባሳ ኣምፊ ቴአትር መሪቖም ከፊቶም።   ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ…

ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምስታፍ ጅግጅጋ ኣቲዮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን እቲ ክልልን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…