ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሺ ዥንፒንግ ንሃገራት ኣፍሪካ ድጋፍ 51 ቢሊየን ዶላር ንምግባር ቃል ኣቲዮም Desta Sep 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ዥንፒንግ ንምፍጣር ዕድል ስራሕ ዝኸውን ንሃገራት ኣፍሪካ ድጋፍ 51 ቢሊየን ዶላር ንምግባር ቃል ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካን ኣብ ዝተረኸቡሉ ጉባኤ ቻይና ኣፍሪካ ይሳለጥ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዓለም ዝፍትን ዘሎ ፀገማት ፀፅታን ዘይፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ሓበራዊ መፍትሒ ክናደዪ ኢዮም- ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ Desta Sep 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዓለም ዝፍትን ዘሎ ፀገማት ፀፅታን ዘይፍትሓዊ ክፍፍል ሃፍቲን ሓበራዊ መፈትሒ ክናደዪ ኢዮም ክብሉ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ገሊፆም። ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝብና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Sep 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እትመስል ዓምዩቕ ዓቕሚ ዘለዋ ሃገር ንሓገዝ ኢድና እንዝርገሐሉ እዋን ይእኽለና ኢልና ካብ ተሓጋዝነት ንምልቓቕ ዝተጀመረ ጉዕዞ ፍረ የፍሪ ኣሎ ክብሉ ብመዓርክ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም Desta Sep 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ጀኔራል ኣበባው ታደሰ ኣብ መበል 47 ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ንምርካብ ጅግጅጋ ኣቲዮም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም Desta Sep 5, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ጉባኤ ቻይና-ኣፍሪካ ተኻፊሎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቻይና ምስ ኣፍሪካ ንዘለዋ ምትሕብባር 10 ዓውዲታት ዕላዊ ምግባራ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እዚኣቶም፥ ዓውዲ ንግዲ፣ ኢንዱስትሪ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ማእኸል መወንጨፊ ሚሳኤል ዓማፅያን ሁቲ ኣዕኒያቶ Desta Sep 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝነበራ ነዳዲ ዝፅዕና መራኽብ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምብፅሑ ኣሜሪካ ማእኸል መወንጨፊ ሚሳኤል ዓማፅያን ሁቲ ኣዕኒያቶ። ሰራዊት ኣሜሪካ፥ እቲ ዓማፂ ጉጅለ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ክልተ ፀዓንቲ ነዳዲ ዝኾና መራኽብ ዘብፅሖ መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ Desta Sep 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ በዓል ከምዝኽበር ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ…
ቢዝነስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ተገሊፁ Desta Sep 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዓመት በዓል ዝኾኑ ናውቲታት ብስፍሓት ምቕራቦም ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ሃቢባ ሲራጅ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ፍሪያታት ኢንዱስትሪን ግብርናን ሓዊሱ ተዋፅኦታት እንስሳት ብእኹል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ Desta Sep 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ መበል ታሽዓይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ መፃኢ እዋን ብሓባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዘጋጠሞም ነበርቲ ወረዳ ስለዋ 6 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይሩ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ መቐለ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዘጋጠሞም ነበርቲ ወረዳ ስለዋ 6 ነጥቢ 5 ሚልየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ዘተኣኻከቦ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ነቲ ሓገዝ ዘረከቡ ኣተሓባባሪ ተመዛበልቲ…