ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘቀላጥፉ ዓውዲታት ሓደ ህንፀት ዲጅታል ምህዳር ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ዘቀላጥፉ ዓውዲታት ሓደ ህንፀት ዲጅታል ምህዳር ኢዩ ክብሉ ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምከትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ ኣብ ምምሕዳር…