ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ዓውዲ ውልቀ ክብ ንምባል ቀጣናዊ ዝምድና ወሳኒ ኢዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ኢንቨስትመንት ዓውዲ ውልቀ ክብ ንምባል ቀጣናዊ ዝምድና ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ መሰረተ ልምዓት፣…