ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ሴክሬታሪያት ኣህጉራዊ ዞባ ነፃ ንግዲ ኣፍሪካ ዋምኬሌ ሜኔ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ዘምድናን ያስሚን ወሐብረቢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ዋና ፀሓፊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ዘቲዮም Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝላታን ሚሌሲክ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ኣብ ዘኽእሉ ፕሮጀክትታት ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ምልዛቦም…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ተሓፂዩ Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ዝበለፀ ብዓውዲ ክላስ ኢኮኖሚ መገዲ ኣየር ንሽልማት ከምዝተሓፀየ ኣፍሊጡ። ቅድመ ሐዚ ንኣርባዕተ እዋናት ብዓውዲ ”ዝበለፀ መገዲ ኣየር ኣፍሪከ” ሸልማት ዝተዓወተ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ዘበን እውን ሕፁይ ኮይኑ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንኢኮኖሚያዊ ለውጢ ዜጋታት ብስምዒት ሓላፍነት ክሰርሓ ይግባእ ተባሂሉ Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ንኢኮኖሚያዊ ለውጢ ዜጋታት ብስምዒት ሓላፍነት ክሰርሓ ይግባእ ክብል ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣተሓሳሲቡ። “ፍትሓዊ ፅርየት ዘለዎ ትምህርቲ ንኹሉ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል 33 ጉባኤ ትምህርቲ ልምዓት ላዕለ ዓውዲ ትምህርቲ…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍቢሲ)ኣብ ፔሩ ሊማ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 20 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዕድመ ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ዝግበራሎም ውድድራት ፍፃመ ሎሚ ክካየዱ ኢዮም። ውድድር ፍፃመ 3 ሺሕ ሜትር መሐንኩሎ ለይቲ ሰዓት 7፡37 ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ገሊፃ Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ኣካፊላ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር)፥ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝካየዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Desta Aug 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋትከምዝተወገነ ተገሊፁ። በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ዝኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ኮሚሽን ፅባሕ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝጅምሮ ኣጀንዳ ናይ ምእካብ ስራሕ ዝጠመተ መግለፂ ሂቡ። Desta Aug 27, 2024 0 ዕጡቓሕ ሓይሊታት ሰለማዊ መገዲ ብምምራፅ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ንክሳተፉ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ተባሂሉ ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕጡቓሕ ሓይሊታት ሰለማዊ መገዲ ብምምራፅ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ንክሳተፉ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ክብል ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዓቕሚ ኣፈፃፅማ ብምጥንኻር ልኡኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንክዕወት ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Desta Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማዕርነትን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ህዝብታት ምርግጋፅ ዘኽአል ህንፀት ዓቕሚ ኣፈፃፅማ ብምጥንኻር ልኡኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ንክዕወት ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኢዩ ከብሉ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኮሚቴ ምትሕብባር ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ስልጤ ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ካሊድ ዲጆ ንምቕፃል ዘኽእል ዑደት ተገይሩ Desta Aug 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ስልጤ ህንፀት ፕሮጀክት መስኖ ካሊድ ዲጆ ንምቕፃል ዘኽእል ዑደት ተገይሩ። ኣብቲ ዑደት፥ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)፣ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰልጤ ዓሊ ከድርን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…