ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም Desta Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ብግዕዚይናን ምዝበራ ሃፍቲን ተጠርጢሮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም። ካብ መንጎ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ፥ ፕሬዚዳንት እቲ ዩኒቨርሲቲ ሃብታሙ ኣበበ (ዶ/ር)ን ምክትል ፕሬዚዳንት ታምራት ታገሰ (ዶ/ር)ን ይርከቡዎም። ፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወት ገሊፃ Desta Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልሓት ምክልኻል ነፈርቲ ሩሲያ 75 ድሮናት ዩክሬን ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣስታት ፍርቂ እተን ዝዓነዋ ድሮናት ኣብ ደቡብ ምዕራብ ሩሲያ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሮስቶቭ ከምዝተወቕዓ ተገሊፁ። ካብ ዩክሬን መጥቃዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ተገሊፁ Desta Jul 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ 354 ሰብ ሞያ ሕጊ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ልዕሊ 566 ሺሕ ጉዳያት “ልባት ከምዝረኸቡ እውን ገሊፁ። ካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝሓዘ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፈፃፅማ ትልሚ…
ስፓርት ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ -ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ Desta Jul 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ ክብል ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ገሊፁ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ- ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) Desta Jul 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቴክኖሎጂ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መሕሰቢ መገዲ መፍትሒታት ኮይኑ ኣሎ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር) ተዛሪቦም። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ናይ ኤ.አይ ሰመር ካምፕ 2024 መጀመሪ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣምቢሮም Desta Jul 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል ሳልሳይ ዙር ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለምና ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣምቢሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊን ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ምክያድ ክጅምር ኢዩ Desta Jul 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጨፌ ኦሮሚያ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ነክልተ ተኸታተልቲ መዓልታት ከካይድ ኢዩ ተባሂሉ። ኣፈ ጉባኤ ሰዓዳ ኣብዱራህማን፥ ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ብምግባር ውሳነታት ክመሓላለፉ ኢዮም ኢለን። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…
ስፓርት ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ Desta Jul 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን…
ስፓርት ናብ ፓሪስ ንዘምርሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ Desta Jul 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ንዘምርሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምፍናው፥ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ Desta Jul 20, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2 ነጥቢ 1 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ። ካብቲ ዝተረኸበ ሓፈሻዊ ኣታዊ እቲ ልዕሊ 282 ሚሊየን ብር መኽሰብ ከምዝኾነ ኣብሪሁ። እቲ ኣታዊ፥ ንኢንቨስተራት ካብ ዝቐርቡ…