ኣርመኒያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣርመኒያ ኣብ ኢትዮጵያ ሳህክ ሳርግስያ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን ሃገራት ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሓዊሱ ኣብ ብዙሓት ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ…