ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም Desta Jul 18, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣየርላንድ ሚሼል ማርቲን ዝተመር ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ትማሊ ኣማሲዩ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ትኬት ጉዕዞ ኣብ ኢትዮጵያ ዝዕድጉ ወፃእተኛታት ብሸርፊ ወፃኢ ክኸፍሉ ከምዘለዎም ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፀኦ መብርሂ፥ ንመገደኛታት ዝወሃብ ዓለም ለኸ ኣገልግሎት ሽይጣት ትኬት በረራ ብሙሉኡ ብሸርፊ ወፃኢ ጥራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘህንፆም ፕሮጀክትታት መስኖ ምስ ዝሰርሑ ተቛረፅቲን ኣማኸርቲ ትካላትን ሰለስቲኣዊ ስምምዕነት ከቲሙ። ሚኒስትር ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)፥ፕሮጀክትታት ብፅርየት፣ ስልጠትን ኣብ ዝሓፀረ እዋንን ምዝዛም…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘቲየን Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ነግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) መስ ሚኒስትር ንግዲ ጅቡቲ ሙሃመድ ዋርሳማ ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ጌዴኦ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጌዴኦ፣ ወረዳ ጮርሶ ቀበሌ ዲባንድቤ ሎሚ ረፋድ ሰዓት 5 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። በቲ ሓደጋ ካልኦት ኣርባዕተ ሰባት እውን ከቢድ መጉዳእቲ ከምዘጋጠሞም ተገሊፁ። “ሲኖ ትራክ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 21 ማእኸል ምገባ ተስፋ ብርሃን 35 ሺሕን 600 ዜጋታት ይምገቡ ኣለዉ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ መበል ሳልሳይ ዓመት ዘበን ስራሕ ራብዓይ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ለውጢ ንክመፅእ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ለውጢ ንክመፅእ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ክብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ካብ ተሓጋዝነት ናብ ኣፍራይነት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ልምዓታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ርዋንዳ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሬዚዳንታዊ ምርጫ ርዋንዳ ንመበል ራብዓይ እዋን ንዝተዓወቱ ፖል ካጋሚ ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ፕሬዚዳንት…
ስፓርት ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት 10 መስከረም ከምዝኾነ ዕላዊ ኮይኑ። ናይ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኣክሲዮን ማሕበርም እቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝጅመረሉ ዕለት ንተሳተፍቲ ጋንታታት ምፍላጡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ። ናይ 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ Desta Jul 17, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ መአከቢ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2016 ዓ.ም ብምዝታይ ክፀድቕ ኢዩ ተባሂሉ። ከምኡውን…