ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ- ኣትሌት ታምራት ቶላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ርሒቑ ዝፀንሐ ዓወት ኦሊምፒክ ማራቶን ብምምላሰይ ተሓጒሰ ክብል ኣብ ውድድር ማራቶን ፓሪስ ኦሎምፒክ ተዓዋትቲ ሜዳሊያ ወርቂ ዝኾነ ኣትሌት ታምራት ቶላ ተዛሪቡ።
ኣትሌት ታምራት ቶላ ሓዊሱ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መበል 33…