ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ኖርዌይ ዘቲዮም Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ኖርዌይ ኣስመንድ ግሮቨር ኣክረስት ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ናይ ክልቲአን ሃገራት ከልቲኣዊ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ከምኡውን ኣብ ቀጣናዊን ዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል ሻድሻይ ምርኢት ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣኒስቲዮ ኮሜሳ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል ሻድሻይ ምርኢት ንግዲ ፌዴሬሽን ነጋዶ ደቂ ኣኒስቲዮ ሓበራዎ ንግዲ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ(ኮሜሳ) ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ክሳብ 1 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝፀንሕ እቲ ምርኢት ንግዲ ካብ 21 ኣባል ሃገራት ኮሜሳ ዝተውፃእፅኣ ልዕሊ 300…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንፖሊስ ብቴክኖሎጂ ንምዝማን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ሰላምን ሓይሊን ዝኾነ ፖሊስ ብቴክኖሊጂ ዓቕሙ ንምዕባይ፣ ብስልጠና ንምዝማን፣ ናይ ስራሕ ቦትኡ ምቹእ ናይ ምግባርን ብሓይሊ ሰብ ንምጥንኻርን ቆላሕታ ሂብካ ይስራሕ ከምዘሎ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ያታ ኣብ ምስራፅን ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኣብ ምህናፅን ኣብ ልምዓት ቋንቋ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። “ልምዓት ብዝሃ ቋንቋ ንህብረ ብሄራዊ ምርድዳእ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ…
ስፓርት ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ወርክሾፕ ጂኦፖርክታትን ጂኦቱሪዝምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ Desta May 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ዩኔስኮ "ጂኦፓርክታትን ጂኦቱሪዝምን ንዘላቒ ለምዓት ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሰናዳእ ወርክ ሾፕ ካብ 4 ክሳብ 5 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ። ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብዝተጀመረ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣፍራዪ ኢንዱስትሪ ኣብ ምምዕባል ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሎሚ ኣብ ዝተኸፈተ መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካሳሁን ዘውዱ ተሸላሚ ፋና ላምሮት ውድድር ፍፃመ ምዕራፍ 19 ኮይኑ። ንሰለስተ ኣዋርሕ ክካየድ ዝፀንሐ ውድድር ፋና ላምሮት መዕራፍ 19 ብድሙቕ ስነ ስርዓት ተዛዚሙ። ናብ ውድድር ፍፃመ ዝሓለፉ ተወዳደርቲ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ- ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናነት ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም። ካብ ክፍለ ሰራዊት ክሳብ ኮር ዘለዉ ኣመራርሓ እዚ ምብራቕ ግደ መሪሕነትን ተዛመድቲ ኣጀንዳታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ተባሂሉ Desta May 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁንግ ካንግ ገሊፆም። መበል 74 ክብረ በዓል ዘመትቲ ኮሪያ ኣብ ፓርክ ዝኽሪ ዘመትትቲ ኮሪያ…