ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ውሕመ ኣፈልጦ ረኺባ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ግርዛት ደቂ ኣኒስቲዮን ብምክልኻል ኣብ ትካል ስነ ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፈልጦ ረኺባ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ውሕመ ኒውዮርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ተገሊፁ Desta Jul 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም 116 ሓደሽቲ ከተማታትን መንደራትን ገፀር ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾና ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ፍትሓዊ ተበፃሕነት ኤሌክትሪክ ዕላዊ ንምግባር ብሃገራዊ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ኣቢሉ ብዙሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቨዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣባል ዓለም ለኸ ዝምድና ጣቢያ ቴሌቪዥን ብሪክስ ብምዃን ንክሰርሕ ተሓሪዩ። ብመሰረት እዚ ኣባል ኮይኑ ንክሰርሕ ዘኽእሉ ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ኣባላት ካቢኔኦም በቲኖም Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዊልያም ሩቶ ካብ ከልተ ኣባላት ካቢኔ ወፃእ እቶም ዝተረፉ ኣባላት ካቢኔ ብሙሉኦም ከምዝበተንዎም ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ነበር ፀሓፊ ላዕለዋይ ካቢኔ ሙሳሊያ ሙዳቫዲን ምክትል ፕሬዚዳንት ሪጋቲ ጋቻጓን ኣብ ሓላፍነቶም ክፀንሑ ከምዝወሰኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ እትገብሮ ደገፍ ከምእተጠናኽር ገሊፃ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ምስ ኣቦ መንበር ኤጀንሲ ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ቻይና ሉዎ ቻውሁይ ኣብ ቤጂንግ ዘቲዮም። ኣይተ መላኩ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ናይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተግባራት ይውገኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ እዋን ክራማት ንዘጋጥም ሕማም ዓሶ ናይ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ተግባራት ይውገኑ ከምዘለዉ ተገሊፁ። እቲ ክልል ነቲ ሕማም ንምክልኻል ዘኽእል ኬሚካልን መድሓኒትን ካብ ሚኒስቴር ጥዕና ከምዝረኸበ እውን ተሓቢሩ። ተወካሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብዚ ቀጣና ዘተኣማምን ሰላም ዝዓሰለ ሓይሊታት ፀፅታን ሕብረተሰብን ተዋዲዶም ብምስርሖም ኢዩ – ጄኔራል ኣበባው ታደሰ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ቀጣና ዘተኣማምን ሰላም ዝዓሰለ ሓይሊታት ፀፅታን ሕብረተሰብን ተዋዲዶም ብምስርሖም ኢዩ ክብሉ ምክትል ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ገሊፆም። ጄኔራል ኣበባውን ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግበኦም-ኣምባሳደር ታዬ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲፕሎማታት ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ንምሕላው ብስምዒት ፍቕሪ ሃገር ክሰርሑ ይግበኦም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ንኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኢምባሲታትን ቆንስላታትን ንዝውክሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ተሓቢሩ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም.ፈ መርኣያ ምዕባለ ኣፍሪካ ንምዃን ንእትገብሮ ጉዕዞ መሰረተ ልምዓት መገዲ ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ተዛሪበን። ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልምዓት ምትእስሳር መገዲታት ገፀር ዕላዊ ኣብ…
ቢዝነስ 426 ሺሕን 290 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ኮይኖም Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም 426 ሺሕን 290 ሓደሽቲ ዓማዊል ተረባሕቲ ኤሌክትሪክ ከምዝኾኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ መንጎ እቶም ተረባሕቲ 95 ሚኢታዊ ዝኾኑ ኣገልግሎት ድህረ ክፍሊት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ገሊፁ። ዝተረፉ ድማ ዓማዊል…