ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልስታት ኣፕል ተኺሎም Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ፕሮጀክት ጫካ ፈልስታት ኣፕል ተኺሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ስራሕቲና ዘቐመጥናዮ ሸቶ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊን ኣህጉራዊን ከይዲ ህንፀት ሰላም ንከይዲ ዘተ ዝህብዎ ትምህርቲ Desta Jul 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊን ኣህጉራዊን ከይዲ ህንፀት ሰላም ንከይዲ ዘተ ዝህብዎ ትምህርቲ፦ ኣፍሪካ ባህላዊን ብማሕበረሰብ ዝተሃነፁ ሰርዓታትንን ንዕርቀ ሰላም፣ ሀንፀት ሰላምን ሓድነትን ንምሕላው ክትጥቀም ፀኒሓ ኢያ። ትሕቲ ሰሃራ ኣብ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ንዝሰርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምኽባር ብሄራዊ ረብሓ ንዝሰርሓ መራኸብቲ ሓፋሽ ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ “ሚዲያ ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘሰናደኦ እቲ መርሃ ግብሪ እተን ሚዲያታት ብዝበለፀ ንክሰርሓ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ህንዲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 18 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ካልኦት ብዙሓት ሰባት ድማ ቀሊልን ከቢድን ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ኣብ ግዝኣት ኡታር ፕራዴሽ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ናይ ህዝቢ ኣውቶብስ ምስ ፃባ ዝፀዓነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ “ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን” ናብ ኣየር ተሰዲዳ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦ ስፓሻልን መረዳእታታት ንምእካብ ዝሕግዝ “ሃይ ኣልቲትዩድ ሳተላይት ባሉን” ናብ ኣየር ሰዱዱ። እታ ሳተላይት ባሉን ናይ ምስዳድ ስነስርዓት ኣብ ከተማ ሸገር ከፍለ ከተማ ሱሉልታ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ዴኤታ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ክልል ኦሮሚያ ሕቶ ህዝቢ መሰረት ዝገበረ ልምዓት ንክህልወን ይስራሕ ከምዘሎ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ዓብዱረህማን ገሊፀን። ኣብ ከተማ ሞጆ ብልዕሊ 360 ሚሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ማሕበራዊን ኢኮኖሚን ሎሚ ንኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉጅለ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ክፍለ ኣህጉር ቴክ ፎር ጉድ ሁዋዌ ተዓዊቱ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ክፍለ ኣህጉር “ቴክ ፎር ጉድ” ሁዋዌ ተዓዊቱ። ካብ ምብራቕ፣ ሰሜን፣ ምዕራብን ማእኸላይን ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኣ 17 ሃገራት ዘሳተፈ እቲ ውድድር፥ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 2 ሓምለ ኢዩ ተሳሊጡ።…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮም 93 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 93 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ባጀት ዓመት ዝጠመተ መብርሂ ሂበን። ኣብ መብርሂአን፥ እቲ ኩባኒያ ኣብ ዓለም ካብ ዘለዉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ባይቶ ካብ ልዕሊ 127 ሺሕ ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካብ 127 ሺሕን 277 ጣቢያታት ዝኣከብዎም ሕቶታት ንትካላት ኣቕሪቦም። ኣፈፀምቲ ኣካላት ንሕቶታት ህዝቢ ጠመተ ብምሃብ ንክሰርሕ እቲ ባይቶ ኣተሓሳሲቡ። ካብ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት ብዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ተገሊፁ Desta Jul 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንልዕሊ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ከለላን ደገፍን ትገብር ከምዘላ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ጠይባ ሓሰን፥ ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንዝመፅኡ ስደተኛታት ተተኣናግድ ዘላ…