ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ Desta Jul 9, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባታት ዝተፈላለያ ከተማታት ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ። ክሳብ ሐዚ ኣብ እሪ በከንቱ፣ ፒያሳ ኣራት ኪሎ ዘሎ ምንቅስቓስ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ዘካየዱ አንትኾኑ፥ ኣብ ቀፃሊ ድማ ካልኦት ስራሕቲ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ “ልምዓት ኮሪደር ንዝለዓለ ፅባቐ ከተማና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ልምዓት ኮሪደር ተጀሚሩ። ብስራሕቲ እቲ ኮሪደር ልምዓት ኣብታ ከተማ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 64 ቢሊየን ብር 11 ነጥቢ 2 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን ስራሕቲ ኮሪደር ክካየድ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብልዕል 79 ቢሊየን ብር ዝተሃነፁ 20 ሺሕን 664 ፕሮጀክትታት ንምረቓ ተዳሊዮም። እቶም ፕሮጀክትታት፥ ብብርኪ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ኣብ ክልተ ዙር ከምዝምረቑን ብቐንዱ ሕቶ ልምዓት ህዝቢ ምላሽ ዝሃቡ ከምዝኾኑን ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ምኽሪ ማዕረ ተረባሕነት ዜጋታት ናይ ምርግጋፅ፣ ሰብኣዊን ዴሞክራሲያዊን መሰል ከምዝተኸበሩ ናይ ምቁፅፃር ሕገመንግስታዊ ግቡእ ከምዘለወን ተገሊፁ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢዓመቱ ዝሳለጥ ኮንፈረንስ መፅናዕቲን ምርምርን ፓርላማ “ፓርላማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ኣጀሚሮም Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን፣ ብሄራዊ ተተካኢ ሓይሊን ሓይሊ ባሕሪን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታዊያን ብዕሊ ኣጀሚሮም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ኣዛዚ እቲ እዚ ሌተናል ጀኔራል ሹማ ኣብደታ፣ ተወከልቲ ብሄራዊ ተተካኢ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ተሓቢሩ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ባዕሉ ዝኸኣለ ስርዓት ፋይናንስ ከምዝጅምር ሩሲያ ኣፍሊጣ። ኣብ ቻይና ቤጂንግ በተካሄደው ኣብ ዝተሳለጠ መበል 12 ዓለም ለኸ ፎረም ሰላም፥ ሩሲያ ምስ ሃገራት ብሪክስ ኣብ ብሄራዊ ሸርፊ እትገብሮ መጠን ልውውጥ ንግዲ በቢእዋኑ ይምዕብል ከምዘሎ…
ቢዝነስ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ንምርግጋፅ ናይ ግብሪ እቶትና ምዕባይ ወሳኒ ኢዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ግብሪ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ 01 ሓምለ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ክልል ስነ ስርዓት ዕላዊነት ምጅማር ምእካብ ግብሪ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ክፍለከተማ ቀዳማይ ወያነ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና 12 ክፍሊ 2016 ዓ.ም ዝወስዱ ተምሃሮ ናብ ዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ይኣትዉ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ፥ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፣ ጅግጅጋ፣ ጅማን ጋምቤላን ዝተመደቡለን ተፈትተንቲ ምቕባል ምጅማረን ኣፍሊጠን። ኣብ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት፥ ኣብ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ብትግሃት ይስራሕ ኣሎ-ከንቲባ ኣዳነች Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ከም ሽማ ውቅብቲ ብምግባር ዓለም ለኸ ማእኸል ስሕበት ንምግባር ዓሊሞም ዘስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ተጠናኺሮም ምቕፃሎም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ተዛዚሙ- ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 8, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ለምዓት ኮሪደር ኣራት ኪሎ-ቀበና-ኤምባሲ ኬንያ ከምዝተዛዘመ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዊ መልእኽቲ፥ እቲ ከባቢ ሓምለዋይ ናይ ምግባር ፃዕሪ ብግልፂ ከምዝረአ…