Fana: At a Speed of Life!

ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ልዕሊ 100 ሚሊየን ዜጋታት ቡክ ባንኪ ብምሓዝ ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ…

ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሰሓቢት ልዑል ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ዝኾነት ሃገር ኢያ-ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዝሳለጥ ዘሎ ስሩዕ ኣኼባ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂን ምላሽን፥ ሎሚ ዘበን ካብ ፍሪያትን ኣገልግሎትምን…

ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዕዳ ወፃኢ ናብ 17 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ምንካይ ተኻኢሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበሩ ሕቶታት ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) የቕርቡ ኣለዉ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሃነፀ ልምዓት ኮሪደር ኣብ ትሑት ምንቅስቓስ ንግዲ ተዋፊሮም ዝነበሩ…

መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝላዓሉ ሕቶታት መብርሂን ምላሽን ክህቡ ኢዮም። ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ኣፈፃፅማ…

ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ፀፅታን ድሕንነትን ካብ 3 ክሳብ 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ፀፅታን ድሕንነትን ካብ 3 ክሳብ 11 ሓምለ 2016 ዓ.ም ዝወሃብ ፈተና 12 ክፍሊ ብሰላም ንክዛዘም እኹል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ። እቲ ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም እቲ ፈተና ብሰላም ንክዛዘም ዓጀባ ናውቲታት ፈተና፣ ሓለዋን ተፍቲሽን…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር  ብብርኪ ክልል ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ብዕሊ ኣጀሚሮም። ብኲናት ዝዓነወ ሃፍቲ ተፈጥሮ ትግራይ ንምሕዋይ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኩሉ ሕብረተሰብ ተሳታፋይ ክኸውንን ኣይተ…

መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ብጥንቃቐ ንክመርሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴራል ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብ መዓልኡ ምውዓሉን ንረብሓ ህዝቢ ምርግጋፁን ጥቡቕ ክትትል ንክገብር ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ስለዐን ምምሕዳርን ባጀት 2017 ዓ.ም ዝጠመተ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን መፍትሒታት ንምርኣይ ዝዓለሙ ዘተታት ንምቕፃል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን እወንታዊ ጉርብትናን ቀጣናዊ ምርግጋዕን ኣብ ግምት ብምእታው መፍትሒታት ንምርኣይ ዝዓለሙ ዘተታት ንምቕፃል ምስምዕምዐን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ብኣመዓራራይነት መንግስቲ ቱርኪ ዝተሳለጠ ዘተ ሚኒስትር…

ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን10 መዓልታት ዝፀንሕ ወፍሪ ክታበት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ወፍሪ፥ ክታበት ንዘይጀመሩን ጀሚሮም ዘቋረፁን ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ከምዝወሃብ ተሓቢሩ። ልዕሊ 1 ሚሊየን ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝገብርን ነቲ ወፍሪ ዘድልዩ እታዎታት…