ስፓርት ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ መበል ሻድሻይ ደረጃ ሒዛ Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስጋናው ዋቁማ፥ ኣብ ፈረንሳይ፣ ፓሪስ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 33 ውድድር ኦሊምፒክ ብ20 ኪሎ ሜትር ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕቲዮ መበል ሻድሻይ ደረጃ ብምሓዝ ዛዚሙ። ኣብቲ ውድድር ኢኳዶር እንትትዕወት፥ ኣትሌታት ብራዚልን ስፔንን ድማ ካልኣይን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Aug 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መእተዊ በሪ ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያን ኣዲስ ኣበባ ዝኾነ መገዲ ቦሌ ንከተማና ብዝምጥን ፅባቐ ዘበናዊ መሰረተ ልምዓታት ብምክታት ብስራትን ተወሳኺ ዓወትን ብምዃን ተዛዚሙ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብምትሕብባር ዝገብርኦም ስራሕቲ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን። ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትንን ትካላት ደሕንነት ወፃኢ ኡጋንዳን ኣብ ቀጣናዊ ጉዳያት ፀፅታን ድሕንነትን ብሓባር…
ስፓርት ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ። ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም…
ስፓርት ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ 58 ሜዳሊያታት ዝኣከበት – ኢትዮጵያ Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ዝተሳተፈት ኣብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ሜልቦርን ኣብ ዝተኻየደ መበል 16 ኦሊምፒክ ኢያ ተሳቲፋ። እዚ ማለት እቲ ውድድር ኣብ 1896 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዋላ ይኹን፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 60…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ዳግም ተሸይሞም Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ብምዃን ብቤት ምኽሪ እቲ ክልል ዳግም ተሸይሞም። እቲ ቤት ምኽሪ የካይዶ ኣብ ዘሎ መበል ሻድሻይ ዙር ቀዳማይ ዘበን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ጉባኤ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንዞባ ጎፋ 5 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዞባ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ደገፍ ዝኸውን 5 ሚሊየን ብር ለጊሱ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ጥላሁን ከበደ ነቲ ዝተገበረ ደገፍ አመስጊኖም። ኢትዮጵያውያን እቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ገፀር ጥራሕ ዘይኮነስ ከተማታትና ሓምለዋይ ዘልበስናሉ ሓምለዋይ ኣሰር ዓለም ለኸ መፍለዪና ኢዩ-ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገፀር ጥራሕ ዘይኮነስ ከተማታትና ሓምለዋይ ዘልበስናሉ ሓምለዋይ ኣሰር ዓለም ለኸ መፍለዪና ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ኦሮሚያን ኣብ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ሓደጋ ትራፊክ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 11 ፡ 14 ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ወረዳ 14 ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። ካልኦት ኣርባዕተ ሰባት ድማ ከቢድ ጉድኣት ኣካል ከምዘጋጠሞም ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ህዝቢ ዘቐደመ ስብእና ምቕራፅ ግደ መምህራን ልዑል ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዜጋታት ሙሉእ ሰብ ንክኾኑ ብምግባር ሃገርን ህዝብን ዘቐደመ ስብእና ኣብ ምቕራፅ ግደ መምህራን ልዑል ኢዩ ክብሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣገንዚቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ ክረምቲ ፍሉይ መርሃ ግብሪ ስልጠና መምህራንን ኣመራርሓ…