ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኬንያን ሓበራዊ ተረባሕነት ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ዘቲየን Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፕሪንሲፓል ሴክሬታሪ ጉዳያት ወፃኢን ዳያስፖራን ኬኒያ ኮሪር ሲንጎይ (ዶ/ር) ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊን ከባቢያዊን ዛዕባታት ሓበራዊ ተረባሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ምስ ዝናብ ክራማት ተዛሚዱ ንሓደጋታት ተቓላዒ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ዝናብ ክራማት ተዛሚዱ ንሓደጋታት ተቓላዒ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ዝነብሩ ዜጋታት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንክገብሩ ኣተሓሳሲቡ። ኣገልግግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ምስ ኣብ ክራማት ዘሎ ዝናብ ተዛሚዱ ኣብ ውሱናት ከባቢታት…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ረኺቡ Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2016 ዓ.ም ልዕሊ 7 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር ኣይተ መስፍን ጣሰው ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት ዓለም ለኸ ቁፅሪ በረርኡ ናብ 139 ክብ ከምዘበለ ተዛሪቦም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ 9 ከተማታት ደቡባዊ ሊባኖስ ልዑል መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመት ተገሊፁ። አስራኤል፥ ኣብ ከተማታት ሁዎላ፣ ማርካቢ፣ ኣይታ ኣል ሻብ፣ ኪሃም፣ ሻኸን፣ ያሩን፣ ማይስ ኣል ጀበል፣ ኬፈርኬላን ቦር ኣል ሻማሊን ኢያ እቲ መጥቃዕቲ ፈፂማ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ኣብ ክልል ሲዳማ ዞባ ማእከላዊ ሲዳማ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ብዘስዓቦ ሓደጋ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ኣብቲ ወረዳ ትማሊ ዝዘነበ ዝናብ ብዘስዓቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም እንትስእኑ ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ብሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Jul 29, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ዞማ ማእከላዊ ሲዳማ ልዑል ዝናብ ብዘስዓቦ ሓደጋ ጋህሲ መሬት 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም። ኣብቲ ዞባ ግሽሬ ጉዱ ሞና ሆሞ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ትማሊ ብዝዘነበ ዝናብ ምኽኒያት ብዘስዓቦ ጋህሲ መሬት ሀይወቶም ካብ መንጎ ዝሰኣኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ንዘጋጠመ ሓደጋ ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኤ ወገናት ዝውዕል ሰብኣዊ ደገፍ ገይራ። ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ውድብ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ኣፅናዕኒዖም Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ክሳብ ሐዚ 231 ዜጋታት ህይወቶም ብዘስኣነ ጋህሲ መሬት ዞባ ጎፋ ዝተጎድኡ ቤተሰብን ማሕበረሰብን ብኣካል ንምፅንዕናዕ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ቀዳማዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 53 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ክሽፈን ኢዩ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ልዕሊ 53 ሺሕ ሄክታር መሬት ብፈልሲ ክሽፈን ኢዩ ክብል ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ። ዳይሬክተር ልምዓት፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ደኒ እቲ ቢሮ ኣይተ ተስፋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መናእሰይ ዘሎ ስእነት ዕድል ስራሕን ዘይሕጋዊ ስደትን ንምፍታሕ ንሰርሕ ኣለና-ሌ/ጀ ፃድቃን ገብረትንሳኤ Desta Jul 27, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መናእሰይ ክልል ትግራይ ኣንፃላልዮ ዘሎ ስእነት ዕድል ስራሕን ዘይሕጋዊ ስደትን ንምፍታሕ ዘድሃበ መድረክ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳርን ሓላፊ ካብኔ ሴክሬታሪያት ዴሞክራታይዜሽንን…